ብኣፈጉባኤ ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ሊ-ዛንሹ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዝደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመን ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ተገሊፁ፡፡

መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እትገብሮ ዘላ ኩለመዳያዊ ድጋፍ ከም እትቕፅለሉ ዝተገለፀ ኾይኑ፣ ንፕሮጀክት ስራሕቲ ማይ ከተማ መቐለ ዝውዕል ልዕሊ ሓደ ቢልየን ዩዋን ሓገዝ ድማ ኣካል እቲ ብብርኪ ሃገር ዝተገብረ ስምምዕ ነይሩ፡፡

 

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons