መግለፂ ውፉያት ተጋሩ ዳያስፖራ ውፉያት ተጋሩ ዳያስፖራ ኣብ ትግራይ ፅንተት ከም ዝተፈፀመ ቅሉዕ ሓቂ ምዃኑን እቲ ፅንተት ምፍፃሙ ድማ ብርክት ዝበሉ ጭቡጣት መረጋገፂታት ከም ዘለዉ ብዝተፈላለዩ ኣካላት ከም ዝተገለፀን ኣብ መግለፂኦም ሓቢሮም። ዝርዝር ትሕዝቱኡ፦ Post navigation ሽግ ተጠሚሩ ብርሃን ከም ዝህብ ንሕና እውን ኩለመዳያዊ ዓቕምና ብምውዳድ ሓበራዊ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ መግለፂ ቅዋም ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ