ኣብታ ታሪኻዊትን ጥንታዊትን ከተማ ኣኽሱም ሓወልቲ ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቅዱስ ያሬድ ሎሚ 10 ጉንበት 2016 ዓ.ም ብዝልዓለ ፅንብል ተመሪቑ ከም ሓበሬታን ርክብን ከተማ ኣክሱም። 10 ጉንበት 2016 ዓ/ም መቐለ · Post navigation 10ይ ዓለም ለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ን2ይ ግዘ ከም ዝሳለጥ ተሓቢሩ ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ነጥብታት ካብ መግለፂ ምክትል ፕረዝደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ፦