ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ልኡኽ መሪሖም ምስ ዝመፁ ኣብ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ዓባይ ብሪጣንያ ሚኒስተር ልምዓትን ጉዳይ ኣፍሪካን ሚስተር ኣንድሪው ሚሸል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ መቐለ ሎሚ 24 ጥሪ 2016 ዓ .ም ተቐቢሎም።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ፕረዝድንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት እናዘተየ እዩ ።
 
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
24 ጥሪ 2016 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons