መስኖ ወረዳ ሕንጣሎ !!
 
ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ጣቢያ ኣላጀ ቤትመራ ሓረስቶት እታ ጣብያ ምንቅስቓስ ንጥፈታት ሕርሻ መስኖ 2016 ዓ/ም ኣብ ምድላው እናነጠፉ ይርከቡ ።
እቶም ሓረስቶት ዓርሶም ካብ ተፀባይነት ንምንግፍን ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምክልኻል ቁጠባ ሕብረተሰብ ንምብራኽ ስራሕቲ መስኖ ብምዕማም ብዘይ ውዓል ሕደር ክሰራሕ ኣለዎ ክብሉ ገሊፆም።
ዘጋጥሙ ቀረባት እታዎታት ንምቕራፍን ንምትእትታውን ምስ ሰብ ሞያ ክኢላ ሕርሻ ተዋዲዶም ይሰርሑ ምህላዎም መንግስቲ እውን ቆላሕታ ክገብርን ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም። [DW ]
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons