ካብ ንብዓት፣ ናብ ፅንዓትን ልምዓትን
ኣብ ወረዳታት ሓውዜንን ገርዓልታን ናይ ስድራ ሰማእታት ዓፂድ እኽሊ ይሳለጥ ኣሎ።
ከም ዞባ ድማ ካብ 06-11 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ወፍሪ ዓፂድ፣ምጉናኽ፣ፅሬት ከተማታት፣ዝፈረሰ ገዛ ምፅጋንቤት፣ወዘተ መደብ ተታሒዙ ኣሎ ከም ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ምብራቕ ትግራይ።
ሰማእታትና_ሕድርኹም_ኣይነዐብርን!
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
7 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons