ቤትምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ/ም ክካየድ ወሲኑ።

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዘበን 7ይ ህፁፅ ጉባኤ 6ይ ክልላዊ መረፃ ክካየድ ወሲኑ፡፡ ብተወሳኺ እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መኸተ ቫይረስ ኮረና ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቒቕ መርሚሩ ዘፅደቐ እንትኾን ብመሰረት እዚ ድማ እቲ ህፁፅ ኣዋጅ ካብ ሰነ 17 ጀሚሩ ንዝቕፅል ክልተ ወርሕን ፈረቓን ክቅፅል ወሲኑ ኣሎ፡፡

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons