ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ፡፡

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ካብ 700-1000 ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ፡፡

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ቑሸት ደብረ ገርግስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝገበረ ፍርስራስ መንደቕ ቤተክርስቲያን ብሰብ ሞያ ኳዕቲ ማእኸል ሳይንስ ስነ-ኳዕቲ ዩኒቨርስቲ ፖላንድ ከም ዝተረኸበ ሳይንስ ኢን ፖላንድ ዝተብሃለ ኣብቲ ዘፈር ዝስንድ ድህረ-ገፅ ፀብፂቡ፡፡

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons