ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ካብ 04 ሚያዚያ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር፤ ካብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ብእግሮም፣ ብተሽከርከርቲ፣ ብነፋሪት ይኹን ካልኦትን ተጓዒዞም ናብ ትግራይ ዝአትው ሰባት ምስ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከይተራኸቡ ን14 መዓልቲታት ብቐጥታ ናብ ዝተዳለወ መፅንሒ ቦታ ክአትዉን ኣብ መፅንሒ እንትኣትዉ ድማ ወፃኢኦም ባዕሎም ክሽፍኑ ከም ዘለዎም ወሲኑ ኣሎ።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መቐለ፡ 01 ሚያዝያ 2012ዓ/ም

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons