ብምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶር.ኣብርሃም ተኸስተ ዝምራሕ ልኡኽ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ቻይና ግዝኣት ሻንሲ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ትሕብብርን ዘድሃበ ዘተ ብምክያድ ፤ኣብ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝም፣ ትምህርትን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ ኣብ አዲስ ኣበባ ተፈራሪሙ፡፡

 

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons