ምሁራት ትግራይ፣ሲቪክ ማሕበራት፣ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኩለን ውድባት ፖለቲካ ትግራይን ዝሳተፉሉ ክልላዊ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዋዕላ ብኽፍሊ ትምህርቲ ሕግን ሕገመንግስትን መቐለ ዩኒቨርሲቲ ዝተዳለወን ረብሓ ትግራይ ኣብ ፅላል ህብረ ብሄራዊት ኢትየጵያ ከመይ ይግለፅ/ ብኸመይከ ይረጋገፅ ኣብ ዝብል ዛዕባ ክዝቲ እዩ።

እዚ ክልላዊ ዋዕላ ፤ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ሓሳባተን ፣መትከላት ፖለቲካዊ ቃልሰን ፣ኣንፈታተንን ስትራቴጂታተንን ዝንፅራሉን ምስ ህዝበን ተራኺበን ዝመያየጣሉን መድረኽ ንምፍጣር ዓሊሙ ዝተዳለወን እዩ ‘ውን ተባሂሉ።

 

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons