7ይ ዓመት ዝኽረ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለሰ ዜናዊ “ራእይን ክብርታትን መራሒና መለሰ ዋሕስ ሕዳሰና፣ ፅንዓትናንዘይተርፍ ዓወትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተፈለለዩ ፍፃመታት ብምስላጥ ከምዝዝከር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ሎሚ ዕላዊ ገይሩ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ
መቐለ 8 ነሓሰ 2011 ዓ/ም

 

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons