ክቡራትን ክቡራንን ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩን

“ሓድነት ዲያሰፖራ ተጋሩ ንሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ!! ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2ይ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ካብ 24-30 ሓምለ /2011 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ሰሜናዊት ኮኾብ ከተማ መቐለ ብዓይነቱን ብወድዓዊ ትሕዝትኡን ብዝደመቐ ኣገባብ ንምስላጥ ምድላዋት ይዉገኑ ኣለዉ።

https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSfrOQr6AMJCToumYOKGJWFhiN7HEFtEyHvgF4OZvY9TVmySgg/viewform?fbclid=IwAR2EPEyPdk-fs7RmeqGTetNcq05XQ4h9zCJWD4yHE73pyCuTtWdOgeHvO3I

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons