ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንመል 44 ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር፤ ብምምሕዳር ከተማ መቐለ 900 ሚልየን ብር ተበጂትሉ ዝተሃነፀ 21 ኪ.ሜ ዝሽፍን መንገዲ ኣስፋልት መሪቆም፡፡

እቲ መንገዲ ኣስፋልት ኣብ 3 ዓመት ክስራሕ ተተሊሙ እኳ እንተነበረ ብተበግሶ ከተማ ምምሕዳር ካብቲ ተታሒዙሉ ዝነበረ ግዘ ሓደ ዓመት ቀዲሙ ህንፀቱ ኣብቲ ሐዚ በፂሑዎ ዘሎ ብርኪ ክበፅሕ ከምዝኻኣለ ተሓቢሩ፡፡

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons