ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ማሕበራትን ክፍላት ሕብረተሰብን ኣብ ልዕሊ መቃብር ሰማእታት ምንበር ሕቋፍ ዕምበባን ሕልና ፀሎትን ኣካይዶም፡፡
ልክዕ 2፡00 ድማ ኣብ መላእ ትግራይ ነቶም በጃ ህዝቢ ህይወቶም ዝገበሩ ስውኣት ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons