ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ ገሊፀን፡፡

ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ…

ብሚንስትር ዓለም ለኻዊ ትሕብብር ልምዓት ኖርወይ ዳግ- ኢንጀይልስተይን ዝምራሕ ልኡኽ ሎሚ እታ ሃገር ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ድጋፍ ኣብ ትገብረለን ከባብታት ትግራይ ዑደት ኣካይዱ፡፡

ብሚንስትር ዓለም ለኻዊ ትሕብብር ልምዓት ኖርወይ ዳግ- ኢንጀይልስተይን ዝምራሕ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኩሓ ቤት ትምህርቲ ኪሮስ ገሰሰ፣ ሃፍቲ ተፈጥሮ /ደኒ/ ጣብያ ገረብ መሞና ወረዳ እንደርታን ጣብያ ቤትማራ ወረዳ…

ህዝቢ ራያ ከም ህዝቢ አብ መዋእሉ ንወፅዓን መግዛእትን አሜን ኢሉ ሓንቲ መዓልቲ ደቂሱ ዝወዓለላ መዓልትን ዝሓደረላ ለይትን ከም ዘየለ ተሓቢሩ ፡፡

ህዝቢ ራያ ከም ህዝቢ አብ መዋእሉ ንወፅዓን መግዛእትን አሜን ኢሉ ሓንቲ መዓልቲ ደቂሱ ዝወዓለላ መዓልትን ዝሓደረላ ለይትን ከም ዘየለ ተሓቢሩ ፡፡ “መንነት ህዝቢ ራያ መንነት ህዝቢ ትግራይ እዩ” “ራያ ናይ…

ጉርብትና ክልል ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ወረዳታት እምባኣላጀን ኣበርገለን ሰላማዊ ምዃኑ ኣብ ጣብያ ሰረያ ወረዳ ኣበርገለ ክልል ኣምሓራ ኣብዝተኻየደ ዘተ ተገሊፁ፡፡

ጉርብትና ክልል ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ወረዳታት እምባኣላጀን ኣበርገለን ሰላማዊ ምዃኑ ኣብ ጣብያ ሰረያ ወረዳ ኣበርገለ ክልል ኣምሓራ ኣብዝተኻየደ ዘተ ተገሊፁ፡፡ እቲ ዘተ ሰላም ኩሉ ሻብ በብወርሑ ዕለት 23 ኣብ ሰላምን…

ብዝለዓለ ተሳትፎ ህዘብን በጀት መንግስትን 1038 ኪ/ሜ ዝሽፈን 136 ጣብያታት ምስ ወረዳ ማእኸል ዘራኽብ መንገዲ

ብዝለዓለ ተሳትፎ ህዘብን በጀት መንግስትን 1038 ኪ/ሜ ዝሽፈን 136 ጣብያታት ምስ ወረዳ ማእኸል ዘራኽብ መንገዲ ብምስራሕ ልዕሊ 700 ሽሕ ነበርቲ እተን ጣብያታት ተጠቀምቲ ንምግባር ሎሚ ዓመት ከም ዝስራሕ ብቢሮ ኮንስትራክሽን፣…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብ60 ሚልዮን ብር በጀት ዝተዓደጋ 62 ኣምቡላንሳት ንኸመሓድርን ክትትል ደገፍን ንክገብረለንን ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተረኪቡ፡፡

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብ60 ሚልዮን ብር በጀት ዝተዓደጋ 62 ኣምቡላንሳት ንኸመሓድርን ክትትል ደገፍን ንክገብረለንን ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተረኪቡ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር…

ካብ 9 ክልላትን ክልተ ከተማ ምምሕዳርን ዝተወፃፅኣ 22 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ልኡኻት ሰላም ኣብ ክልልና ኣትየን፡፡

ካብ 9 ክልላትን ክልተ ከተማ ምምሕዳርን ዝተወፃፅኣ 22 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ልኡኻት ሰላም ኣብ ክልልና ኣትየን፡፡ ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ፃንሒት ዝገበራ ኮይነን…

ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 58/2002 ዓ.ም ኣሰራርሓን ስነ ምግባርን ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምውሳን ተመሓይሹ ዝወፀ ደንቢ ዓንቀፅ 26 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ልዕልነት ሕገ መንግሰቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ. ንክኽበር ብቤት ምኽሪ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተመሓላለፈ ውሳነ (Resolution) ቑፅሪ 02/2010

ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት/ኢህወዴግ እናተመርሐ ምስ መላእ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን ብዘካየዶ ቃልስን ዝኸፈሎ መሪር መስዋእትነትን ንውልቀ መላኺ ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግ ድሕሪ ምስዓሩ ዘላቒ ሰላምን ውሕስንኡ ዘተኣማምን…

ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ብምሕያል ኣብ ዝተልዓሉ ፀገማትን ሓባራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ካብ 05 ጉንበት ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ነቲ ይሳለጥ ዘሎ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፤ እቲ መድረኽ ኣካል እቶም ብተኸታታሊ ኣብ ውድብን ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ…

Show Buttons
Hide Buttons