ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ምኽክር ብተሳተፍቲ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን፦

ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ማይጨው ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ምኽክር ብተሳተፍቲ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን፦ * ኣብ ጉዳይ ትግራይ ካብ ሕጊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሳ ሓይልታት ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ምውሳድን…

ኣብ ከተማ ዓድግራት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ምኽክር ካብ ሕብረተሰብ ዓዲግራትን ከባቢኣን ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ሪኢቶታትን፦

ኣብ ከተማ ዓድግራት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ምኽክር ካብ ሕብረተሰብ ዓዲግራትን ከባቢኣን ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተልዓሉ ሕቶታትን ሪኢቶታትን፦ ~ሐዚ እውን ህዝቢ ትግራይ ንመስዋእቲ ድልው ክኾን ኣይንፈቅድን። ~ሰላም ኣብ ዝዘርጉ…

ንሕቶ ህዝቢ ፀማም እዝኒ ብምሃብ ዝረጋገፅ ሰናይ ምምሕዳር ከምዘየለ ተሓቢሩ

ንሕቶ ህዝቢ ፀማም እዝኒ ብምሃብ ዝረጋገፅ ሰናይ ምምሕዳር ከምዘየለ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ሎሚ 23 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ምስ ነበርቲ ተራኺቦም ዝዝትዩ ዘለዉ ፕረዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…

ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ክኽበሩ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ክኽበሩ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እዚ ዝተገለፀ ኣብ ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳን ኣውርስን 2016 ዓ.ም ማእኸል ዝገበረ መግለፂ እንትወሃብ ኮይኑ ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላዊ ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ብምኽባር ንረብሓና…

ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀጥታ ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ይህቡ ኣብ ዘለዉሉ ፣ሰላም ትግራይ…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ጉጅለ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘተ ኣካይዶም ። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ዝመፀ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት…

ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና

ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና_ ጀነራል ታደሰ ወረደ ምክትል ፕሬዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ህልው እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም ሎሚ 06…

Show Buttons
Hide Buttons