ስለኛ

ራእይ

ብሓበሬታ ዝማዕበለ ኣብ ህንፀት ክልሉን ሃገሩን ቁልፊ ተግባሩ ዝፍፅም ህዝብን፣ ኣሰራርሓ ግልፅነትን ተሓታትነትን ዘጎልበተ መንግስቲ ተሃኒፁ ምርኣይ፡፡

ልኡኽ

ኣብ ውሽጢ ስርዓት ርክብ ህዝብን መንግስትን ቅድመ ግንባር ብምዃን፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ህዝብን ቕልጡፍን ውፅኢታውን ኮሙኒኬሽን ክህሉ ብምግባር ኣብ ክልላውን ሃገራውን ቀንዲ ጉዳያት ብሄራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ ምህናፅ ሰናይ ምስሊ እዛ ሃገር መተካእታ ዘይብሉ እጃም ምፍፃም፡፡

ዕላማ

ኣብዚ ክልል ቅልጡፍ፣ ውፅኢታውን ክብፃሕ ዝኽእል ስርዓት ርክብ ህዝቢ (ኮሙኒኬሽን) ብምህናፅ መንግስትን ህዝብን ብሓበሬታ ተረባሕቲ ብምግባር ሓደ ፖለቲካዊን ኢኮኖምያዊን ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝጉልህ ኣስተዋፅኦ ምውፋይ

You missed

Show Buttons
Hide Buttons