ብዛዕባና

ራእይ

ኣብ  2017 ዓ/ም ዘፈር ሚድያን ኮሙኒከሽን ክልልና፣ ተምሳሌት ኩለመዳይ ስራሕቲ ኢንዶክትሪነሽን  ኣድቦኬሽን ኮይኑ ምርኣይ::

ተልእ

ጎናዊን ቀጥታዊን ስርዓት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ብምዝርጋሕ፣ ተኣማኒ፣ እዋናውን ትኽክለኛን ሓበሬታ ብበዝሕን ብፅሬትን ብምቅላሕን፣ ደጋጊምካ ብምግዋሕን፣ ኣብ መንጎ ህዝቢን መንግስትን ዘሎ ርክብ ድልዱልን ውፅኢታዊን ብምግባር ህዝብና ኣብ መሰረታዊን እዋናውን ጉዳያት፣ ሓበራዊ ምርድዳእ ክበፅሕን ፅቡቕ  ምስሊ ክልልና ኣብ ዓለም ብኣወንታ ክርኣይ ንምግባር ኣብ ዘፈር ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ስትራቴጂካዊ ኣመራርሓ ምሃብ::

ዕላማ

ኣብዚ ክልል ቅልጡፍ፣ ውፅኢታውን ክብፃሕ ዝኽእልን ስርዓት ርክብ ህዝቢ/ኮሙኒከሽን/ ብምህናፅ መንግስትን ህዝብን ብሓበሬታ ተረባሕቲ ብምግባር ሓደ ፖለቲካውን ኢኮኖምያውን ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝጎለሀ ኣስተዋፅኦ ምውፋይ::

Show Buttons
Hide Buttons