Month: July 2024

ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ክኽበሩ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ክኽበሩ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እዚ ዝተገለፀ ኣብ ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳን ኣውርስን 2016 ዓ.ም ማእኸል ዝገበረ መግለፂ እንትወሃብ ኮይኑ ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላዊ ትሕዝቶኦም እንተይለቐቑ ብምኽባር ንረብሓና…

ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀጥታ ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ይህቡ ኣብ ዘለዉሉ ፣ሰላም ትግራይ…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ጉጅለ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘተ ኣካይዶም ። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ዝመፀ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት…

ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና

ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና_ ጀነራል ታደሰ ወረደ ምክትል ፕሬዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ህልው እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም ሎሚ 06…

ሃፍቲ ተፈጥሮ ናብ ንቡር ንምምላስ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ

ሃፍቲ ተፈጥሮ ናብ ንቡር ንምምላስ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ። ሃፍቲ ተፈጥሮ ናብ ንቡር ንምምላስ ልዕሊ 8.7 ሚልዮን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ከም ዘሎን ብዕቱብ ከምዝስራሕን ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግቢ…

ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት ተመሊሱ ንክጥጥዕ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ክረባረበሉ ኣለዎ_ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት ተመሊሱ ንክጥጥዕ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ክረባረበሉ ኣለዎ_ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፕረዝዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝበሉ ኣብ ቐፅሪ ዩኒቨርስቲ ራያ ተረኺቦም ሎሚ ዓመት ኣብ ዞባ…

ተርእዮ ሕማም መገረም

ተርእዮ ሕማም መገረም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እንባ ጣብያ ፀንቃኔት ሕማም መገረም ከምዝተርኣየ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ወረዳ ፃዕዳ እንባ ሲስተር ሂወት ካሕሳይ…

Show Buttons
Hide Buttons