Month: June 2024

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ዳረን ዊልች ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ከምኡ እውን ጉዳይ ካብ ሰራዊት ናብ ማሕበረሰቦም…

ኣብ ምክልኻል ሕማም መገረም ብዝተዋደደ መልክዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ

ኣብ ምክልኻል ሕማም መገረም ብዝተዋደደ መልክዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ ። ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ሕንጣሎ ፣ኣብቲ ወረዳ ዝተርኣየ ሕማም መገረም መሰረት ብምግባር፣ ኣብታ ወረዳ ፍሉይ ስሙ ጣብያ ፍቕራለም ኣብ ዝተብሃለ…

ሕብረተሰብ ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክረባረብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ሕብረተሰብ ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክረባረብ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ምስ ኣመራርሓ ከተማን ክፍላተ ከተማ፣ ሓፋሽ ማሕበራት፣ ኣማሓደርቲ ጣብያ፣ ሰብ ሞያ እቲ…

መበል 36 ዓመት 15 ሰነ መዓልቲ ስውኣት ትግራይ “ሕድሪ ስውኣትና ንሕውየት” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሓውዜንን ከተማ መቐለን ብዝተፈላለየ ኣገባብ ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ከምዝተወገነ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ገሊፁ

ሕድሪ ስውኣትና ንሕውየት!! መበል 36 ዓመት 15 ሰነ መዓልቲ ስውኣት ትግራይ “ሕድሪ ስውኣትና ንሕውየት” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሓውዜንን ከተማ መቐለን ብዝተፈላለየ ኣገባብ ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ከምዝተወገነ ኮሚሽን ሓርበኛታት…

ኣኽሱምን ሃወፅትን

ኣኽሱምን ሃወፅትን ድሕሪ ዳግም ምጅማር ኣገልግሎት መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ ኣክሱም፣ ሃወፅቲ ካብ ርሑቕን ቀረባን ይመፁ ከም ዘለዉ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ኣኽሱም ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት…

ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ምንቕናቕ መፍረይቲ ትካላት ትግራይ “ምንቕናቅ ኢንዱስትሪ ንዳግመ ህንፀት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ምንቕናቕ መፍረይቲ ትካላት ትግራይ “ምንቕናቅ ኢንዱስትሪ ንዳግመ ህንፀት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪ ትግራይን ቤት ምኽሪ…

ትግራይ ዘድሐና መንእሰይ እዩ፣ ሕዚ’ውን ከልምዓ ዝኽእል መንእሰይ እዩ _ጀነራል ተኽላይ ኣሸብር (ወዲ ኣሸብር)

ትግራይ ዘድሐና መንእሰይ እዩ፣ ሕዚ’ውን ከልምዓ ዝኽእል መንእሰይ እዩ _ጀነራል ተኽላይ ኣሸብር (ወዲ ኣሸብር) ። እዚ ዝተገለፀ ማእኸል ህንፀትን ስልጠናን መናእሰይ ትግራይ ንተመለስቲ ተጋደልትን ስድራ ስዉኣትን ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕዉየት፣…

ሓዱሽ መምርሒ ነዳዲ

ሓዱሽ መምርሒ ነዳዲ ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጠቓቕማ ነዳዲ ንምቁፅፃር ሓዱሽ መምርሒ ከምዘውፀአ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣተሓባበሪ ቁፅፅር ንግዲ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ግርማይ ኪሮስ ንሬድዮ ትግራይ ብስልኪ…

ብሕማም ፌስቱላ ዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ግልጋሎት ሕክምና ንኽረኽባ ፣ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ብሕማም ፌስቱላ ዝተጠቕዓ ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ግልጋሎት ሕክምና ንኽረኽባ ፣ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። እዚ ፃውዒት ዝቐረበ ሰብ ሞያ ጥዕና ፣ደቂ ኣንስትዮ ኣምባሳደራት ምክልኻል ሕማም ፌስቱላን መድረግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኣብ…

Show Buttons
Hide Buttons