Month: May 2024

ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙዩኒኬሽንን ባህግን ውግንናን ህዝቢ ቀዳምነት ሂቦም ክሰርሑ ይግባእ

ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙዩኒኬሽንን ባህግን ውግንናን ህዝቢ ቀዳምነት ሂቦም ክሰርሑ ይግባእ _ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓርነት ካብ ውልቀ ይጅምር። ጋዜጠኛታት ድማ ዓርሶም ካብ ዝኾነ…

“… ኣያታትናን ኣዴታትናን ቅድሚ 30 ዓመት ብደምን ኣዕፅምትን ዝነደቕዎ ሓወልቲ ናፅነት…ኣረኪቦምና እዮም። ንሶም ናፅነት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ትሕቲ ማንም ከይንወርድ፣ ኣብ እንግድዓ ማንም ከይንስቀል እውን ግቡእና ነጊሮምና እዮም።

“… ኣያታትናን ኣዴታትናን ቅድሚ 30 ዓመት ብደምን ኣዕፅምትን ዝነደቕዎ ሓወልቲ ናፅነት…ኣረኪቦምና እዮም። ንሶም ናፅነት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ትሕቲ ማንም ከይንወርድ፣ ኣብ እንግድዓ ማንም ከይንስቀል እውን ግቡእና ነጊሮምና እዮም። ኣባና ክበፅሕ ዘይንምነዩ፣ ኣብ…

ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝሓዞም ዕማማት ኣብ ምፍፃም ዘለው ውስንነታት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ህልውና ሓደጋ ከየእቱ ኩሉ ኣመራርሓ መንግስቲ ብዝለዓለ ትኹረት ክሰርሕ…

 ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ነጥብታት ካብ መግለፂ ምክትል ፕረዝደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ፦

ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ነጥብታት ካብ መግለፂ ምክትል ፕረዝደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ፦ ★ ናይ ሓባር ትልሚ ኢና ንፍፅም ዘለና ፣ግጭት ናይ ምፍጣር ድሌየት የብልናን። ★ ኣብ ክሊ እቲ ስምምዕነት…

ኣብታ ታሪኻዊትን ጥንታዊትን ከተማ ኣኽሱም ሓወልቲ ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቅዱስ ያሬድ ሎሚ 10 ጉንበት 2016 ዓ.ም ብዝልዓለ ፅንብል ተመሪቑ ከም ሓበሬታን ርክብን ከተማ ኣክሱም። 10 ጉንበት 2016 ዓ/ም…

10ይ ዓለም ለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ን2ይ ግዘ ከም ዝሳለጥ ተሓቢሩ

10ይ ዓለም ለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ን2ይ ግዘ ከም ዝሳለጥ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ 06 ጉንበት 2016 ዓ.ም ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብ ዝሃበሉ…

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፣ ኣመራርሓ ህወሓት ምስ ኣመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ፣ መሪሕነት ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመርን ኣብ ኣተገባብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣመልኪቶም ዘካየዶዎ ዘተ ሰላም ንምዕሟቕ ዝዓለመ ምዃኑ ገሊፆም

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፣ ኣመራርሓ ህወሓት ምስ ኣመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ፣ መሪሕነት ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመርን ኣብ ኣተገባብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ…

ዝዓነዋ ትካላት ማይ ናብ ንቡር ንምምላስ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ፣ ዋን ዋሽ ፕሮግራምን ኮ-ዋሽ ፕሮጀክት ብምትሕግጋዝ ይሰርሑ ከምዘለው ተሓቢሩ

ዝዓነዋ ትካላት ማይ ናብ ንቡር ንምምላስ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ፣ ዋን ዋሽ ፕሮግራምን ኮ-ዋሽ ፕሮጀክት ብምትሕግጋዝ ይሰርሑ ከምዘለው ተሓቢሩ። እዙይ ዝተገለፀ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ፣ ዋን ዋሽ ፕሮግራምን ኮ-ዋሽ ፕሮጀክት…

Show Buttons
Hide Buttons