Month: April 2024

ነዳድን በዓልን ምኽንያት ብምግባር ስርዓት ትራንስፖርት ኣብ ልዕሊ ዝጥሕሳ ተሽከርከርቲ ግቡእ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ

ነዳድን በዓልን ምኽንያት ብምግባር ስርዓት ትራንስፖርት ኣብ ልዕሊ ዝጥሕሳ ተሽከርከርቲ ግቡእ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ምልሕላሕ ቁፅፅር ዝወለዶ ዘጋጥም ዘሎ ምጉልእላእ ህዝቢ ኣመልኪቱ ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ፣ ኤጀንሲ ንግድን…

ዘይሕጋዊ ስርዓት ንግዲ ናብ ንቡር ንምምላስ ብዝተዋደደ መልክዑ ምቅላስ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ዘይሕጋዊ ስርዓት ንግዲ ናብ ንቡር ንምምላስ ብዝተዋደደ መልክዑ ምቅላስ ከምዝግባእ ተሓቢሩ እዚ ዝተሓበረ ˝ምንቕቓሕን ምጥንኻርን ንግዲ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ˝ ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ክልላዊ ዋዕላ ማሕበረሰብ ንግዲ…

ምስ ጎረባብቲ ንምንባር ብሰላምን ስምምዕን እምበር ሓፁር ገይርካ ምንባር ኣይካኣልን_ ምክትል ፕሬዝዳንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ

ምስ ጎረባብቲ ንምንባር ብሰላምን ስምምዕን እምበር ሓፁር ገይርካ ምንባር ኣይካኣልን_ ምክትል ፕሬዝዳንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ብምትሕብባር ጩራ ኣቡጊዳ ፣ዩኒቨርስቲ መቐለን ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይን ካልኦት መድረግትን ኣካላትን ካብ 14…

ስምምዕ ፕሪቶርያ መሊኡ ብዘይ ምትግባሩ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ደቂ ትግራይ ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዝርከቡ ገሊፆም

ስምምዕ ፕሪቶርያ መሊኡ ብዘይ ምትግባሩ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ደቂ ትግራይ ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዝርከቡ ገሊፆም። ስምምዕ ፕሪቶርያ መሊኡ ብዘይ ምትግባሩ ኣብ ከቢድ ፀገምን መከራን ከምዝርከቡን ማሕበረሰብ ዓለም ብህፁፅ…

ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ሎሚ 08 ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም።

እዋናዊ መብርሂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ሎሚ 08 ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ኣብ መብርሂኦም…

ብሚኒስትር ሚንስቴር ፕላንን ልምዓትን ፌደራል ዝምራሕ ልኡኽ መቐለ ኣትዮ

ብሚኒስትር ሚንስቴር ፕላንን ልምዓትን ፌደራል ዝምራሕ ልኡኽ መቐለ ኣትዮ ብሚኒስትር ሚንስቴር ፕላንን ልምዓትን ፌደራል ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ኣዴላ ዝምራሕ ልኡኽ ንዕላዊ ስራሕ ዑደት መቐለ ኣትዮ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ…

ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ጥሜት ዘስዐቦ ሓደጋ ንምንካይ ሓገዝ ንክግበር ይ ፀዊዑ

ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ጥሜት ዘስዐቦ ሓደጋ ንምንካይ ሓገዝ ንክግበር ይ ፀዊዑ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ድርቅን ሳዕቤን ኲናትን ዝተፈጠረ ጥሜት ዘስዐቦ ሓደጋ ንምንካይ ስራሕተኛታት መንግስትን ውልቀ…

ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ግልጋሎት ሕክምና ልቢ ጀሚሩ

ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ግልጋሎት ሕክምና ልቢ ጀሚሩ ዓይደር ኮምፕረሄንሲቭ ሪፈራል ሆስፒታል ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ግልጋሎት ሕክምና ልቢ( Cardiac Catheterization) ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል…

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ግዱሳት ደቂ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከቡ 200 ተመዛበልቲ ብር 600 ሽሕ ኣበርኪቶም

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ግዱሳት ደቂ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከቡ 200 ተመዛበልቲ ብር 600 ሽሕ ኣበርኪቶም፡፡ ነባርነቶም ኣብ ሃገረ ስዑዲ ዓረብ ዝኾኑ ግዱሳት ደቂ ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ…

Show Buttons
Hide Buttons