Month: March 2024

ዓቕሚ ንዘይብሎም ወገናት ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ዓቕሚ ንዘይብሎም ወገናት ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኮሞፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ምስ ኢንተርናሽናል ክሊኒክስ ላቦራቶሪስ ብምትሕብባር ዓቕሚ ንዘይብሎም ወገናት ናፃ ግልጋሎት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝህብ ገሊፁ።…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣፅዲቑ

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣፅዲቑ ትማሊ 07 መጋቢት 2016ዓ.ም ኣማስዩ ዝተወደአ ኣኼባ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝርዝር ተመያይጡ…

ኮሙሽን ሃርበኛታት ትግራይ ተረባሕነት፣ታሪኽን ቅያን ሃርበኛታት ትግራይ ንምርግጋፅን ንምዕቃብን ብዘኽእል መንገዲ ንምጥያሽ ብካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ደንቢ ከምዝፀደቐ ተገሊፁ

ኮሙሽን ሃርበኛታት ትግራይ ተረባሕነት፣ታሪኽን ቅያን ሃርበኛታት ትግራይ ንምርግጋፅን ንምዕቃብን ብዘኽእል መንገዲ ንምጥያሽ ብካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ደንቢ ከምዝፀደቐ ተገሊፁ። “ኮሙሽን ሃርበኛታት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምጥያሽ ስልጣንን ተግባርን ንምውሳን ዝወፀ…

ድሕሪ ፅንተታዊ ኩናት ብዛዕባ ልምዓት እንትንዘራረብ ፀገማትና ተፈቲሖም ማለት እንተይኮነስ ግን ድማ ክንመኻኸር ስለዝግባእ እዩ _ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣምሃ

ድሕሪ ፅንተታዊ ኩናት ብዛዕባ ልምዓት እንትንዘራረብ ፀገማትና ተፈቲሖም ማለት እንተይኮነስ ግን ድማ ክንመኻኸር ስለዝግባእ እዩ _ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣምሃ ከንቲባ ይትባረክ ኣምሃ ነዙይ ዝበሉ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ…

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ኣብ ኣዝየን ዝተሃሰያ ከባቢታት ትግራይ ተግባራዊ ከምዝኸውን ኣፍሊጡ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ኣብ ኣዝየን ዝተሃሰያ ከባቢታት ትግራይ ተግባራዊ ከምዝኸውን ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ዝተፈላለዩ መድረግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምፍላጥ እተን ፕሮጀክት ኣብ መቐለ ዘሳለጠ ኮይኑ፣ ኣብ…

ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ስትራተጂካዊ ገምጋም፣ ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ተወሳኺ ስጉምትታት ምውሳድ የድሊ_ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣተገባብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካይዶ ስትራተጂካዊ ገምጋም ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ

ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ስትራተጂካዊ ገምጋም፣ ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ተወሳኺ ስጉምትታት ምውሳድ የድሊ_ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣተገባብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣመልኪቱ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ክዓስል እንተኾይኑ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ምትግባር ግድን ምዃኑ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም

ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ክዓስል እንተኾይኑ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ምትግባር ግድን ምዃኑ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ገፅ ትዊተሮም ኣብ…

ማሕበራዊ ተሓታትነት ኢትዮጵያ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ህፃናትን ኣዴታትን ኣርኣያ ብምዃን ፣ንሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወለል ወረዳ ሓውዜን ናውቲ ትምህርቲ ኣበርኪቶም

ማሕበራዊ ተሓታትነት ኢትዮጵያ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ህፃናትን ኣዴታትን ኣርኣያ ብምዃን ፣ንሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወለል ወረዳ ሓውዜን ናውቲ ትምህርቲ ኣበርኪቶም። ነቶም ብልዕሊ 180 ሽሕ ብር ወፃኢ ዝተዓደጉ ናውቲ…

Show Buttons
Hide Buttons