Month: March 2024

ገጢሙና ዘሎ ኩለመዳይ ፀገማት ኣብ ምስጋር ግደን ኣበርክቶን ሲቪክ ማሕበራት ዝያዳ ዝጠልበሉ እዋን ንርከብ ክብሉ ኣካቢ ቦርድ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣይተ ተስፋይ ገ/እግዛብሄር ገሊፆም

ገጢሙና ዘሎ ኩለመዳይ ፀገማት ኣብ ምስጋር ግደን ኣበርክቶን ሲቪክ ማሕበራት ዝያዳ ዝጠልበሉ እዋን ንርከብ ክብሉ ኣካቢ ቦርድ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣይተ ተስፋይ ገ/እግዛብሄር ገሊፆም ። እዙይ ዝተገለፀ መበል…

ኣብ ዙርያ ኣወሃህባ ግልጋሎት ታክሲ ዘድሀበ ምኽክር መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብ ዙርያ ኣወሃህባ ግልጋሎት ታክሲ ዘድሀበ ምኽክር መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ወሃብቲ ግልጋሎት ታክሲ ከተማ መቐለ ምስ ተጠቀምቲ ማሕበረሰብ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ዙርያ ኣወሃህባ ግልጋሎት ታክሲ ዘድሀበ ምኽክር መድረኽ ሎሚ…

ፕሮጀክት ማሕበራዊ ተሓታትነት ኢትዮጵያ ንሓበራዊ ዳግመ ህንፀት ኣድሂቡ ገፅ ንገፅ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ

ፕሮጀክት ማሕበራዊ ተሓታትነት ኢትዮጵያ ንሓበራዊ ዳግመ ህንፀት ኣድሂቡ ገፅ ንገፅ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። ፕሮጀክት ማሕበራዊ ተሓታትነት ኢትዮጵያ ኣብ ወረዳ እንዳመኾኒን ራያ ዓዘቦን መጠቓለሊ ፕሮግራም ገፅ ንገፅ ምይይጥ ንሓባራዊ ዳግመ ህንፀት…

ዝርካቡ ማይ ፅሬቱ ብዝሓለወ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ኣበርቲዕኻ ምስራሕ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ዝርካቡ ማይ ፅሬቱ ብዝሓለወ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ኣበርቲዕኻ ምስራሕ ከምዘድሊ ተሓቢሩ እዚ ዝተሓበረ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ብዝምልከት ምስ ዋንዋሽ ናሽናል ፕሮግራም ብምትሕብባር ገምጋማዊ ስልጠና ኣብ ዘካየዱሉ እዩ።…

Show Buttons
Hide Buttons