Month: February 2024

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ተራኺቦም ዘትዮም

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ተራኺቦም ዘትዮም። ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ምብራቕ…

ዳግም ምጅማር ህንፀት ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ተራኺቦም ዘትዮም። ዳግም ምጅማር ህንፀት ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን ብምኽንያት ኵናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ልኡኽ መሪሖም ምስ ዝመፁ ኣብ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ዓባይ ብሪጣንያ ሚኒስተር ልምዓትን ጉዳይ ኣፍሪካን ሚስተር ኣንድሪው ሚሸል ተቐቢሎም።

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ልኡኽ መሪሖም ምስ ዝመፁ ኣብ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ዓባይ ብሪጣንያ ሚኒስተር ልምዓትን ጉዳይ ኣፍሪካን ሚስተር ኣንድሪው ሚሸል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ መቐለ ሎሚ 24…

ኢኮኖምያዊ ምትእስሳር ብምፍጣር ዘላቒ ሰላም ምብራኽ

ኢኮኖምያዊ ምትእስሳር ብምፍጣር ዘላቒ ሰላም ምብራኽ ኣብ መንጎ ክልላት ኢኮኖምያዊ ምትእስሳር ብምፍጣር ዘላቒ ሰላም ንምብራኽ ዝዓለመ መድረኽ ምኽክር፣ “ምፍጣር ዘላቒ ሰላም ብምጥንኻርን ምትእስሳር ኢኮኖሚ ክልላት” ብዝብል መራሒ ሓሳብ 23 ጥሪ…

Show Buttons
Hide Buttons