Month: February 2024

ብምኽንያት መበል 49 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ

ብምኽንያት መበል 49 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ፈለማ እንኳዕ ንመበል 49 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ብሰላም ኣብሐፀሐና፡፡ ቅድሚ 49 ዓመት፣ 11 ለካቲት 1967 ዓ.ም…

ኣብ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ከተማ ውቕሮ ማራይ ብልዕሊ ብር 148 ሚልዮን ብፕሮግራም ዋን ዋሽ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ይስራሕ ኣሎ

ኣብ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ከተማ ውቕሮ ማራይ ብልዕሊ ብር 148 ሚልዮን ብፕሮግራም ዋን ዋሽ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ይስራሕ ኣሎ። ብምትሕብባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ዋን ዋሽ ፕሮጀክት…

ዲያስፖራ ተወለድቲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ለሳልሶ ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም

ዲያስፖራ ተወለድቲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ለሳልሶ ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። ተወካሊ እቶም ገበርቲ ሰናይ ኣይተ ነጋሲ ፍፁም ብርሃን ነባርነቶም ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝኾኑ እዞም ወገናት፣ ነዚ ውሱን ሰላም…

ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ፓርላማ ጀርመን ብሚስተርስ ሞኒካ ግራተርስ ዝተመርሐ ልኡኽ ጉጅለ ኣባላት ፓርላማ ጀርመን ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ ኣድሂቡ ዘትዩ። ኣባላት…

ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተዋዲዶምን ኮነ ኢሎምን ኣብ እዋን ኵናት እቲ ቫይረስ ብመልክዕ ለበዳ ናብ ህዝቢ ክብተን ከምዝገበሩ ተገሊፁ

ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተዋዲዶምን ኮነ ኢሎምን ኣብ እዋን ኵናት እቲ ቫይረስ ብመልክዕ ለበዳ ናብ ህዝቢ ክብተን ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዘካየዶ ገምጋማዊ ስልጠና ብምኽንያት ኣብ ትግራይ…

ሓገዝ መካይን ትካል ጀርመን ዲቨሎፕመንት ኮኦፐሬሽን

ሓገዝ መካይን ትካል ጀርመን ዲቨሎፕመንት ኮኦፐሬሽን ትካል ዲቨሎፕመንት ኮኦፐሬሽን ጀርመን ዝተብሃለ ብጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይ ንዝዓነዋ ኮሌጃት ክልተ መካይን ሎሚ 05 ለካቲት 2016 ዓ/ም ንቢሮ ቴክኒክ፣ ሞያ፣ ትምህርትን ስልጠናን ፈጠራ ዕድል…

መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሚስ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዋኒናት…

ዝኽሪ ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ

ዝኽሪ ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ኣብ ከተማ መቐለ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንን ድምፂ ወያነ ትግራይን ዝተዳለወ መድረኽ ዝኽሪ ተጋዳላይ ሜ/ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ እናተሳለጠ እዩ ። ኣብቲ መድረኽ…

ሕብረተሰብ ከምታ ትማሊ ኣብ ምርግጋፅ ህልውንኡ ብውዳበ ዘርእዮ ተሳትፎ ሕዚ እውን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት እጃሙ ከወፍን ሓጋዚ ክኸውንን ይግባእ ተባሂሉ

ሕብረተሰብ ከምታ ትማሊ ኣብ ምርግጋፅ ህልውንኡ ብውዳበ ዘርእዮ ተሳትፎ ሕዚ እውን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት እጃሙ ከወፍን ሓጋዚ ክኸውንን ይግባእ ተባሂሉ እዚ ዝተብሃለ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝጀመሮም ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት…

Show Buttons
Hide Buttons