Month: February 2024

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ዘተዩ

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ዘተዩ ትማሊ 20 ለካቲት 2016 ዓ.ም ኣማስዩ ዝተኣከበ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዝምልከት ዝርዝር ምይይጥ ኣካይዱ ኣሎ። ክሳዕ…

ዓወት ኲናት ዓድዋ ካብቶም ኣንፃር ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝነበሩ ምትሕንናቓት እቲ ደሚቑን ኣብ ልዑል ብራኸ ኮይኑ ክረአ ዘለዎ ዓወት እዩ_ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሸን ትግራይ

ዓወት ኲናት ዓድዋ ካብቶም ኣንፃር ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝነበሩ ምትሕንናቓት እቲ ደሚቑን ኣብ ልዑል ብራኸ ኮይኑ ክረአ ዘለዎ ዓወት እዩ_ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሸን ትግራይ እቶም ሓላፊ ነዚ ዝገለፁ፣ ብኤመሓት ቃል…

መስራቲ ትካል ሜሪስ ሚልስ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ፣ ማግኑስ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ገርዓልታ ንዝካየድ ዘሎ ስነ ስርዓት ምገባ ተምሃሮ ሎሚ 19 ለካቲት 2016 ዓ.ም ብኣካል ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ

መስራቲ ትካል ሜሪስ ሚልስ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ፣ ማግኑስ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ገርዓልታ ንዝካየድ ዘሎ ስነ ስርዓት ምገባ ተምሃሮ ሎሚ 19 ለካቲት 2016 ዓ.ም ብኣካል ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ። እቲ…

ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እናዘተየ ዝፀንሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣኼብኡ ዛዚሙ።

ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እናዘተየ ዝፀንሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት…

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንመበል 24 ዙር ሓደሽቲ ብሉፃት ተምሃሮ ተቐቢሉ

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንመበል 24 ዙር ሓደሽቲ ብሉፃት ተምሃሮ ተቐቢሉ እቶም ተምሃሮ ንምቕባል ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ማሕበር ልምዓት ትግራይን ቓላሚኖን፣ወለድን ነባራት ተምሃሮን ተረኺቦም።…

ሜሪስ ሚልስ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ምስ ማሕበር ደናግል ብምዃን ንተምሃሮ ምግብና እናቕረበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ሜሪስ ሚልስ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ምስ ማሕበር ደናግል ብምዃን ንተምሃሮ ምግብና እናቕረበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መስራቲ ትካል ሜሪስ ሚልስ /Mary’s Meals ማግኑስ ኣብ ዞባ ማእኸል ንየጭላ ሓዊሱ ናብ ካልኦት ከባቢታት…

ቢሮ መሬትን መዓድንን ኣብ ከይዲ ሊዝ ጨረታ ኣብ ዘካየዶ ምይይጥ ዓበይቲ ፀገማት ከምዝተርኣዩ ገሊፁ።

ቢሮ መሬትን መዓድንን ኣብ ከይዲ ሊዝ ጨረታ ኣብ ዘካየዶ ምይይጥ ዓበይቲ ፀገማት ከምዝተርኣዩ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ካብ መንጎ እቶም ዓበይቲ ፀገማት ኢሉ ዝገለፆም፣ ሓደ ሰብ ብርክት ዝበለ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም።

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔን ምስ ኣብ ኣሜሪካ ፍሉይ ልኡኽ…

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሓላፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማሲንጋን ተራኺቦም ዘተ ኣካይዶም።

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሓላፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ…

Show Buttons
Hide Buttons