Month: December 2023

ታሽዓይ ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ብደረጃ ዩኒቨርሲቲ ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂ ይሳላጥ ኣሎ

ታሽዓይ ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ብደረጃ ዩኒቨርሲቲ ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂ ይሳላጥ ኣሎ ። ድሕሪ እቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ መሪር ኩናት ፅንተት ናብ ምምሃር ምስትምሃር ዝተመለሰ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ታሽዓይ…

መምህራን ዛጊድ ዘይተኸፈሎም መሃያ ንክኽፈል ቢሮ ትምህርቲ ይኹን ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኣምኑሉን ዝሰርሕሉን ዘለዉ ከም ከምዝኾነ ተሓቢሩ

መምህራን ዛጊድ ዘይተኸፈሎም መሃያ ንክኽፈል ቢሮ ትምህርቲ ይኹን ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኣምኑሉን ዝሰርሕሉን ዘለዉ ከም ከምዝኾነ ተሓቢሩ መምህራን ብምኽንያት እቲ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ስነ ልቦናዊ ማህሰይትን ቁጠባዊ ቅልውላው ከም ዝበፅሖምን ዛጊድ…

ኣብ ቁፅፅርን ክትትልን ናውቲ መዐወኒ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ

ኣብ ቁፅፅርን ክትትልን ናውቲ መዐወኒ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ኣካላት ፀጥታን ሕብረተሰብን ብዘካየድዎ ተፍትሽ ብርክት ዝበሉ ናውቲ መዐወኒ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ዓዲግራት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ…

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣጋጥሙ ዘሎ ዕስለ ዒፍ ኣብ ልዕሊ ዝራኢቲ ልዑል ጉድኣት የብፅሕ ከም ዘሎ ተሓብሩ

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣጋጥሙ ዘሎ ዕስለ ዒፍ ኣብ ልዕሊ ዝራኢቲ ልዑል ጉድኣት የብፅሕ ከም ዘሎ ተሓብሩ። ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣጋጥሙ ዘሎ ዕስለ ዒፍ ኣብ ልዕሊ ዝራኢቲ ልዑል ጉድኣት…

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣፍሊጡ። ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኣካላት መከፋፈልቲ ቢራ ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ምገባ ተምሃሮን ህንፀት ፍሉይ 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን…

ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ዘድሃበ ዘተ ማሕበረሰብ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ዘድሃበ ዘተ ማሕበረሰብ ይካየድ ኣሎ እቲ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይን ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይን ዝሳለጥ ዘሎ ዘተ ማሕበረሰብ ፣ ድሕሪ…

ልኡኻት ጉጅለ ኣባላት ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እናዘተዩ እዮም

ልኡኻት ጉጅለ ኣባላት ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እናዘተዩ እዮም ብሚስ ኢዛቢየል ዋይዝለር ዝተመርሑ ልኡኻት ጉጅለ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ምስ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ይዝትዩ…

ኣብ ትግራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ከም ዝሳለጥ ተፈሊጡ

ኣብ ትግራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ከም ዝሳለጥ ተፈሊጡ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ንመበል 9ይ ጊዜ 12ን 13ን ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ መቐለ ከምዝሰላሰል ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣፍሊጡ።…

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ሰብ ሞያ ምፅራይ ሓደጋ ትራፊክ መንገዲ ብምምራቕ ናብ ስራሕ ኣዋፊሩ ኣሎ

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ሰብ ሞያ ምፅራይ ሓደጋ ትራፊክ መንገዲ ብምምራቕ ናብ ስራሕ ኣዋፊሩ ኣሎ። ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ንሓደጋ ትራፊክ መንገዲ ስዒቡ ከጋጥም ዝኽእል ምዝባዕ ፍትሒ ንምክልኻል ኣርባዓን ሰለስተን ሓደሽቲ ሰብ…

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳዳር ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ማዲንጋን ዘትዮም

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳዳር ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ማዲንጋን ዘትዮም ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ክልቲኦም ወገናት…

Show Buttons
Hide Buttons