ነጋዶ መሳርሒ ህንፃ ከተማ መቐለ ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝረአ ንዘሎ ሕፅረት ናዉቲ ኣብያተ ዕዮ ንምቅላል 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ዋግኦም ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኣበርኪቶም
ነጋዶ መሳርሒ ህንፃ ከተማ መቐለ ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝረአ ንዘሎ ሕፅረት ናዉቲ ኣብያተ ዕዮ ንምቅላል 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ዋግኦም ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኣበርኪቶም። ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ስራሕቲ…
ነጋዶ መሳርሒ ህንፃ ከተማ መቐለ ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝረአ ንዘሎ ሕፅረት ናዉቲ ኣብያተ ዕዮ ንምቅላል 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ዋግኦም ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኣበርኪቶም። ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ስራሕቲ…
በፕሪቶርያው የሰላም ስምምነት መሰረት ወራሪ ሃይሎች ከትግራይ ማስወጣት እንዲሁም ህጋዊ ያልሆኑ የአማራ አስተዳደሮች ማፍረስ የፌደራል መንግስቱ ሀላፊነት ነው። — ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ከትግራይ ቴሌቭዥን የፕሪቶርያ ስምምነት አንደኛ…
ንስድራ ስውኣት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከም ዝግባእ ከንቲባ ከተማ ዓድግራት ሓቢሩ። ከንቲባ ከተማ ዓድግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ ከምዝሓበርዎ ራመር ትሬዲንግ መከፋፈሊ ዳሽን ቢራ ን12 ደቂ ኣንስትዮ ብኽብሪ ንዝተሰናበታ ሃርበኛታትን…
እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት ኢትዮጵያ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ከምዘጋጠመ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ትግራይ እውን ካብ ዝሓለፉ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ…
ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ብልዕሊ 6 ነጥቢ 2 ቢልዮን ብር ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ብልዕሊ 6 ነጥቢ 2 ቢልዮን ብር ስራሕቲ ህንፀት…