Month: November 2023

ናብ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣክሱም ይኸዱ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ናብ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣክሱም ይኸዱ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብምኽንያት በዓል ሕዳር ፅዮን ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ናብ ኣክሱም ይኸዱ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይገብር ከምዘሎ…

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸሊሞም

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸሊሞም ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሻለሚ ማእኸል ምርምርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪካ 2023 ዓመተ ፈረንጂ ብምዃን ሽልማቶም ኣብ ሃገረ…

ኣየርላንድ ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ኣብ ዘኽእሉ ንምስታፍ ድልውነታ ኣረጋጊፃ

ኣየርላንድ ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ኣብ ዘኽእሉ ንምስታፍ ድልውነታ ኣረጋጊፃ። ብኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ኒኮላ ብረናንን ዳይሬክተር ልምዓት ኣይርሽ ኤይድ ሚስ ሜሪ ሃልይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ፕረዚደንት…

ኣብ ምስፋሕ ከተማታት ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ምስፋሕ ከተማታት ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ፕረዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራል፣ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝተወኩሉን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ሎሚ…

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠሚቶም ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ምስ ዝመፁ መናእሰይ ፣ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ሎሚ 6 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠሚቶም ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ምስ ዝመፁ መናእሰይ ፣ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ሎሚ 6 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዘተ…

ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ሓርበኛታት ኣብ ከተማ ሓውዜን ተካይዱ

ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ሓርበኛታት ኣብ ከተማ ሓውዜን ተካይዱ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሓውዜን ዝካየድ ዘሎ ስነ ስርዓት ምልዓል ሓርበኛታት ተታሒዙ ኣብ ቀፃሊ ድማ እቲ መቃብር ሓርበኛታት ከም ዝለምዕን ግቡእ ክንክን…

እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሕ ብምህላው ኣካላት ፀጥታን ሰራሕተኛ መንግስቲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ኣብ ጣብያ ሓፀቦ፣ ቁሸት ማይሽረን ዓዲ ቀርንን ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ዓፂድ የካይዱ ኣለዉ

እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሕ ብምህላው ኣካላት ፀጥታን ሰራሕተኛ መንግስቲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ኣብ ጣብያ ሓፀቦ፣ ቁሸት ማይሽረን ዓዲ ቀርንን ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ዓፂድ የካይዱ ኣለዉ። እዚ…

መስኖ ወረዳ ሕንጣሎ !!

መስኖ ወረዳ ሕንጣሎ !! ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ጣቢያ ኣላጀ ቤትመራ ሓረስቶት እታ ጣብያ ምንቅስቓስ ንጥፈታት ሕርሻ መስኖ 2016 ዓ/ም ኣብ ምድላው እናነጠፉ ይርከቡ ። እቶም ሓረስቶት ዓርሶም ካብ ተፀባይነት ንምንግፍን…

ምጥንኻር ስራሕቲ ጥሙር ጥዕና

ምጥንኻር ስራሕቲ ጥሙር ጥዕና ስራሕቲ ጥሙር ጥዕና ንምጥንኻርን ንምዝማንን ዝተመሃረ ተወሳኺ ሓይሊ ሰብ ብኮንትራት ንምቑፃር ዘኽእሎ ሰነድ ከምዘዳለወ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ዝዓነወን ዝተዛበዐን ስራሕቲ ጥሙር…

Show Buttons
Hide Buttons