ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእን ዝኽርን ስውኣት ሃርበርኛታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ካብ ክልል ክሳብ ጣብያ ዝተፈላለዩ ኮሚቴታት ተጣይሾም ምይይጥ ይካየድ ኣሎ
ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእን ዝኽርን ስውኣት ሃርበርኛታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ካብ ክልል ክሳብ ጣብያ ዝተፈላለዩ ኮሚቴታት ተጣይሾም ምይይጥ ይካየድ ከም ዘሎ እናተሓበረ እዩ። ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእን ዝኽርን ስውኣት ሃርበርኛታት…