Month: October 2023

ስነስርዓት ምብራህ ጥዋፍ ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 1:00 ምሸት ንፕረዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ፣ ውድብ፣ ሰራዊት፣ ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ተኻይዱ

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ንዝኽሪ ብሄራዊ ጀጋኑ ስውኣት ትግራይ ዝጠመተ ስነ-ስርዓት ምብራህ ጥዋፍ ይሳለጥ ኣሎ ንዝኽሪ ብሄራዊ ጀጋኑ ስውኣት ሓርበኛታት ትግራይ ኣመልኪቱ፣ ስነስርዓት ምብራህ ጥዋፍ ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም…

ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእ፣ዝኽርን ስውኣት ሓርበኛታት ትግራይ ብምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ስነ-ስርዓት ምቅማጥ ሕቁፊ ዕንበባ ተኻይዱ።

ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእ፣ዝኽርን ስውኣት ሓርበኛታት ትግራይ ብምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ስነ-ስርዓት ምቅማጥ ሕቁፊ ዕንበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፦ ካብ ህላወኦም ህላወ ህዝቦም…

ብምኽንያት መርድእን ቅንያት ብሄራዊ ሓዘንን ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልትታት ባንዴራ ትግራይ ትሕት ኢላ ክትስቀል እያ

ብምኽንያት መርድእን ቅንያት ብሄራዊ ሓዘንን ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልትታት ባንዴራ ትግራይ ትሕት ኢላ ክትስቀል እያ ብምኽንያት መርድእን ቅንያት ብሄራዊ ሓዘንን ካብ ክልል ክሳዕ ጣብያ ኮሚቴታት ተጣይሸን ነቲ መርሃ ግብሪ ንምስላጥ ምድላዋት…

” ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፉ ሰማእታትና ብልምዓት እንተደቢስናዮም ዝበለፀ ክብሪ ኣለዎ”

” ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፉ ሰማእታትና ብልምዓት እንተደቢስናዮም ዝበለፀ ክብሪ ኣለዎ” ኣብ ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን ፣ መርድእን ዝኽርን ስዉኣት ሃርበኛታት ትግራይ ኣመልክቶም መልእኽቲ ዘሕለፉ ኣብ መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን…

ደበስ ንህላወና ንዝወደቑ ሰማእታት ትግራይ !!

ደበስ ንህላወና ንዝወደቑ ሰማእታት ትግራይ !! ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር፣ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ትእምት ኣቢሉ ንመላእ ስድራ ምእንተ ህላወ ትግራይን ትግራዋይነትን ክቡር መስዋእትነት ንዝኸፈሉ…

ኣብ ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእን ዝኽርን ጀጋኑ ስዉኣት ሓርበኛታት ዘድሃበ ምስ ሓለፍትን ሰብ ሞያን ሚድያታት ውሽጥን ወፃእን ዓዲ ሎሚ 25 መስከረም 2016 ዓ.ም ምይይጥ ተካይዱ።

ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣብ ስነ ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣መርድእን ዝኽርን ጀጋኑ ስዉኣት ሓርበኛታት ዘድሃበ ምስ ሓለፍትን ሰብ ሞያን ሚድያታት ውሽጥን ወፃእን ዓዲ ሎሚ 25 መስከረም 2016 ዓ.ም ምይይጥ ኣካይዱ።…

“ጀጋኑ ሰማእታት ልምዓት እምበር ንብዓት ኣየድልዮምን”ሓረስቶት ወረዳ ፅምብላ

“ጀጋኑ ሰማእታት ልምዓት እምበር ንብዓት ኣየድልዮምን”ሓረስቶት ወረዳ ፅምብላ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝተኣወጀ ልፍንታዊ ኲናት ንዘበርዐኑ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ካሕስኦም ልምዓት እምበር ንብዓት ከምዘይኮነ ሓረስቶት ወረዳ ፅምብላ ቁሸት ዘናቆደ ገሊፆም።…

ጀጋኑ ስዉኣት ትግራይ ዝኸፈልዎ ክቡር መስዋእቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ከም ዝኾነ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ገሊፁ

ጀጋኑ ስዉኣት ትግራይ ዝኸፈልዎ ክቡር መስዋእቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ከም ዝኾነ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ምስ ድምፂ…

Show Buttons
Hide Buttons