Month: September 2023

ብሰንኪ ኲናት ዝዓነዉ ተፈጥሮኣውን ሰብ ሰራሕን ሓድግታት ንምሕዋይ ኣበርቲዑ ከም ዝሰርሕ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣፍሊጡ

ብሰንኪ ኲናት ዝዓነዉ ተፈጥሮኣውን ሰብ ሰራሕን ሓድግታት ንምሕዋይ ኣበርቲዑ ከም ዝሰርሕ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ዛይድ ነጋሽ (ዶ/ር) ኣብ ዙርያ ዕንወትን ዳግመ ሕውየትን ሓድግታት ኣመልኪቶም ንጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዞባ…

ገባሪ ሰናይ ትካል እምሆይ ፀጋ ግርማይ ኣብቲ ማእከል ዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ካብ ዲያስፖራ ወገናት ዝግበረሎም ዝነበረ ሓገዝ ብምቕናሱ ካብ 24 ሽሕ ተሓገዝቲ ወገናት ናብ ኣስታት 13 ሽሕ ወገናት ከም ዝነከዩ ሓቢሩ

ገባሪ ሰናይ ትካል እምሆይ ፀጋ ግርማይ ኣብቲ ማእከል ዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ካብ ዲያስፖራ ወገናት ዝግበረሎም ዝነበረ ሓገዝ ብምቕናሱ ካብ 24 ሽሕ ተሓገዝቲ ወገናት ናብ ኣስታት 13 ሽሕ ወገናት ከም ዝነከዩ…

ሲስተር መድህን ተስፋይ ዓለም ለኸ ሽልማት ሮሜሮ ተበርኪቱለን

ሲስተር መድህን ተስፋይ ዓለም ለኸ ሽልማት ሮሜሮ ተበርኪቱለን። ሲስተር መድህን ተስፋይ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምሕጋዝን ህይወት ዘድሕን ስራሕ ኣብ ምስራሕን ንዝነበራ ፍሉይ ተወፋይነትን ሰናይ…

ዳግመ ህንፀት ትግራይ ብማሽነሪ መፍረይቲ ትካላት!!!

ዳግመ ህንፀት ትግራይ ብማሽነሪ መፍረይቲ ትካላት!!! ********************************************* “ዕቑር ዓቕሚ ደቐቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ትግራይ ንዳግመ ሕዉየትን ህንፀት ትግራይ” ብዝብል መራሕ ሓሳብ ዓዉደ ርእይ ትካላት መፍረይቲ ማሽነሪ ትግራይ ኣብ ከተማ…

ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝካየድ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይካየዱ ከም ዘለዉ ገሊፁ

ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝካየድ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይካየዱ ከም ዘለዉ ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ መምህር ገብረመድህን ወልጅወርግስ፣ ብሰንኪ…

በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ዝኽበር፣ዝበፅሐና ሃሰያን ዝተኸፈለ መስዋእትን ኢሉ እውን ዝተፈናቐለ ህዝብና፣ ሂወቶምን ኣካሎምን ዝገበሩ ወገናትና እናኽበርናን እናዘከርናን ብሓፈሻ ነቶም ኣብ ፀገም ዘለዉ ወገናትና እናሓገዝና ከምዝኾነ ማሕበር ልምዓት ጮምዓ መቐለ ሎሚ 09 መስከረም 2016 ዓ.ም ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ገሊፁ

በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ዝኽበር፣ዝበፅሐና ሃሰያን ዝተኸፈለ መስዋእትን ኢሉ እውን ዝተፈናቐለ ህዝብና፣ ሂወቶምን ኣካሎምን ዝገበሩ ወገናትና እናኽበርናን እናዘከርናን ብሓፈሻ ነቶም ኣብ ፀገም ዘለዉ ወገናትና እናሓገዝና ከምዝኾነ…

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት ዝተፈተኑ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 98 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ውፅኢት ብምምፃእ ከምዝሓለፉ ኣፍሊጡ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት ዝተፈተኑ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 98 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ውፅኢት ብምምፃእ ከምዝሓለፉ ኣፍሊጡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት…

ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ስነ ስርዓት ምጅማር ግልጋሎት ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ጉዱኣት ኵናት ትግራይ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ

ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ስነ ስርዓት ምጅማር ግልጋሎት ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ጉዱኣት ኵናት ትግራይ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ =ምሉእ ኣካል እናሃለወኩም ዝፈልጠኩም ሐዚ ኣካልኩም ዝስኣንኩም ግን ድማ…

በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ዓጋመን ብዘጉልህ ግና ህዝብና ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዘሎን ዘለናሉ ኩነታት ኣብ ግምት ብዘእተወን መንገዲ ንምብዓል ምድላዋት ከም ዝተወገኑ ከይዲ ስራሕ ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ዓዲግራት ኣፍሊጡ

በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ዓጋመን ብዘጉልህ ግና ህዝብና ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዘሎን ዘለናሉ ኩነታት ኣብ ግምት ብዘእተወን መንገዲ ንምብዓል ምድላዋት ከም ዝተወገኑ ከይዲ ስራሕ ባህልን ቱሪዝምን…

ዓለምለኻዊ ትካል ገባሪ ሰናይ፣ “ቻይና ፋውንደሽን ፎር ሩራል ዲቨሎፕመንት” ዝተብሃለ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 3 ሽሕ ተምሃሮ፣ 4 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ

ዓለምለኻዊ ትካል ገባሪ ሰናይ፣ “ቻይና ፋውንደሽን ፎር ሩራል ዲቨሎፕመንት” ዝተብሃለ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 3 ሽሕ ተምሃሮ፣ 4 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ ኣተሓባባሪ፣ “ቻይና ፋውንደሽን ፎር…

Show Buttons
Hide Buttons