Month: August 2023

ኣሽንዳ 2015 ዓ.ም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከም ዝኽበር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሓቢሩ።

ኣሽንዳ 2015 ዓ.ም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከም ዝኽበር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሓቢሩ። ኣሸንዳ_ማርያ_ዓይኒ_ዋሪ 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዶክተር ኣፅበሃ ገብረእግኣብሄር ከም ዝሓበርዎ፣…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ብዝምልከት ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ!

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ብዝምልከት ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ! ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ። እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን ትግራይ…

ሌጋሲ መለስ ንብራኸ ትግራይ!

ሌጋሲ መለስ ንብራኸ ትግራይ! 13 ዓበይቲ መግለፂ ፣ክብርታትን ሌጋስን ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ፦ ~መለስ ሰብኣዊ፣ፍትሓውን ርህሩህን መራሒ፣ ~መለስ ሕገ መንግስቲ መኽበርን ክኽበር ዘግበረን መራሒ፣ ~መለስ ዋርድያ ሰላም ዝኾነ መራሒ፣…

መበል 11 ዓመት ዝኽረ መስዋእቲ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ እናተኻየደ እዩ

መበል 11 ዓመት ዝኽረ መስዋእቲ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ እናተኻየደ እዩ ሌጋሲታትን ኣስተምህሮታትን መለስ ፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ፤ መበል 11 ዓመት ዝኽረ መስዋእቲ ብሉፅ መራሒ…

በዓል ኣሸንዳ 2015 ዓ.ም ንሰላም ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን

በዓል ኣሸንዳ 2015 ዓ.ም ንሰላም ንሕውየት ህንፀትን በዓል ኣሸዳ 2015 ዓ.ም ንሰላም ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብምትሕብባር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ፣ዩኒቨርስቲ መቐለን ቴሌቪዥን ትግራይን ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዝተረኸቡ…

ሓድግታትናን ሎምን

ሓድግታትናን ሎምን ሓድግታትናን ሎምን ብዝብል ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ኣብ ኣሸንዳ ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ምዝታዮም ቴሌዥቭን ትግራይ ሓቢሩ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ ሳይንቲስት ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ”ሓድግታትናን…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ ስርሑ ጀሚሩ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ ስርሑ ጀሚሩ (07-12-2015ዓ.ም) ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን ትግራይ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ ሕማም ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ ሕማም ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ:: ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ዓርሱ ንሕማም ኤድስ ካብ ዘቃሊዑ ነገራት ክቑጠብን ነቲ ሕማም…

“ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ከድንን ኣይደልን ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ቅንዕ ኢሉ ክኸይድ፣ ሙሉእ ዓርሰ ውሳነኡ ክረጋገፅ ኣነ ክደንን ዝግበኣኒ እንተኾይኑ ክደንን እየ”

“ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ከድንን ኣይደልን ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ቅንዕ ኢሉ ክኸይድ፣ ሙሉእ ዓርሰ ውሳነኡ ክረጋገፅ ኣነ ክደንን ዝግበኣኒ እንተኾይኑ ክደንን እየ” ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ፌስቲቫል ትግራይ…

Show Buttons
Hide Buttons