Month: August 2023

ኣብ ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ዕዳጋ ዓርቢ ነበርቲ ዳክስንቪል ፍሎሪዳ ዝኾኑ ኣይተ ዘውድነህ ግርማን በዓልቲ ቤቶም ወይዘሮ መዓዛ ጌታቸውን ቤት ትምህርቲ ተሃኒፁ

ኣብ ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ዕዳጋ ዓርቢ ነበርቲ ዳክስንቪል ፍሎሪዳ ዝኾኑ ኣይተ ዘውድነህ ግርማን በዓልቲ ቤቶም ወይዘሮ መዓዛ ጌታቸውን ቤት ትምህርቲ ብምህናፅ መዘከርታነቱ ንጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ ይኹነልና ብምባል 23 ነሓሰ 2015…

ዓይኒ ዋሪ ንሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓይኒ ዋሪ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ደሚቑ ይቕፅል ከም ሓቢሩ ኣሎ

ዓይኒ ዋሪ ንሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓይኒ ዋሪ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ደሚቑ ይቕፅል ከም ዘሎ ድወት ሓቢሩ ኣሎ። ኣብቲ በዓል መልእኽቲ ዘሕለፉ…

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ኬንያን ከምዝመፁ ተሓቢሩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ኬንያን ከምዝመፁ ተሓቢሩ። ከም ገለፃ ወሃቢ ቃል ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ፤ ኣምባሳደር ማይክ…

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ምጅማር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚልዮን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምኽታት ይሰርሕ ከም ዘሎን ከይዲ ምዝገባ ተምሃሮ ድማ ካብ 25 ነሓሰ ክሳብ 12 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝሳለጥ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ኣፍሊጦም

ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚልዮን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምኽታት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ምጅማር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ኣመልኪቱ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሃገረ ሱዳን ከተማ ሰዋኪን ብድምቀት ተባዒሉ።

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሃገረ ሱዳን ከተማ ሰዋኪን ብድምቀት ተባዒሉ። ብምትሕብባር ማሕበር ተጋሩ ሱዳን ጨንፈር ሰዋኪን፣ ካብ ወፃእ ናብ ሱዳን ሸቀጥ ዝኣትወላ ናይ ወደብ ከተማ ዝኾነት ከተማ ሰዋኪን “በዓል ኣሸንዳ ንሕዉየትን…

ምስፍሕፋሕ ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ

ምስፍሕፋሕ ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ብዝረኸበቶ ሓገዝ ገንዘብ ብሓመድ ኣልባ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ኣቢልካ ቀልጢፎም ዝበፅሑ ዝተፈላለዩ ኣሕምልትን ፍረምረን ብምፍራይ ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ትግራይ ብፍላይ…

ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ

“ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ምሕዝነቶም ንምጥንኻር ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዝተረኸቡ ኣባ ገዳታትን ተወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ዝውዕል ሓገዝ…

በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ዝተውሃበ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ዝተውሃበ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ነዚ ኩሉ ሓሳረ መከራ፣ ግፍዒ፣ በደልን ክሕደትን ብፅንዓት መክትክን፣ ተቓልስክንን ኣቃልስክንን ነዚ መግለፂ ክብርኽንን…

ባህሊ ሕላገት መንነት ሓደ ህዝቢ እዩ- ሙሁራት

ባህሊ ሕላገት መንነት ሓደ ህዝቢ እዩ- ሙሁራት ዝኾነ ህዝቢ ናይ ምንባሩን ዘይምንባሩን ትርጉም ዝግለፅ ኣብ ታሪኽ፣ባህሊ፣ትውፊት፣ቋንቋ፣ፅሑፋዊን ስነ- ቓላዉን ሃፍትታቱ ዝተመስረተ ከምዝኾነ፣ነዚ እዉን እዩ ህልዉና ሓደ ህዝቢ ዝጠፍእ መግለፂ መንነታዊ ህልዉኑኡ…

Show Buttons
Hide Buttons