Month: October 2020

ልዑል ምስጋና ኣብ መላእ ዓለም ንዘለኹም ኤርትራውያን!!

መልእኽቲ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ.ር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል “““““““““““““““““““““““““““““““““““““““ ልዑል ምስጋና ኣብ መላእ ዓለም ንዘለኹም ኤርትራውያን!! ኣብ ዞባ ደቡብን ካልኦት ከባብታት ትግራይ ንዘጋጠመና ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን፣…

ንምክልኻል ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዝወፀ ድንጋገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምምሕያሽ ከም ዝተገበረሉ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡

ኣብ ድንጋገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምምሕያሽ ተገይሩ ““““““““““““““““““““““““““““` ንምክልኻል ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዝወፀ ድንጋገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምምሕያሽ ከም ዝተገበረሉ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና…

ዘራእቲ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ከይብላዕ ተዋዲድካ ምስራሕ የድሊ ተባሂሉ

ዘራእቲ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ከይብላዕ ተዋዲድካ ምስራሕ የድሊ ተባሂሉ “““““““““““““““““““““““““““““““““““““““““` ዘራእቲ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ከይብላዕ ሃፍትን ጉልበትን ቆጣባይ ብዝኾነ መንገዲ ተዋዲድካ ምስራሕ ከምዘድሊ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡…

ወይከ ፈተኽ !! ከም ዋዕሮና ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና !!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ======================================= ወይከ ፈተኽ !! ከም ዋዕሮና ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና !! ፍርያት ማህፀን ትግራይና፣ዋዕሮ ጓል 22 ዓመት ፣ጅግና ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣ 27…

ሎሚ ውን ከም ዓሚ!!

ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ ውን ከም ዓሚ!! “““““““““““ ቅድሚ ኩሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ኣብ ዞባታት ደቡብን ደቡባዊ ምብራቕን ትግራይ ዓሲሉ ዘሎ በረኻ ኣንበጣ ንምምካት…

ምሸላ ብምምጋብ ዝርከብ ሸውዓተ ጥዕናዊ ጥቕምታት!!!

ምሸላ ብምምጋብ ዝርከብ ሸውዓተ ጥዕናዊ ጥቕምታት!!! ========================= ምሸላ ኣብ ዓለም ካብ ስርናይ፣ ሩዝ፣ ምሸላ ባሕርን ስገምን ቀፂሉ ብሓይሊ ወሃብነቱ ብሓምሻይ ብርኪ ዝፍለጥ ዘርኢ እዩ፡፡ ኣብ ውሽጡ መዓድናት ሓፂን ዚንክን ንጥረ…

በሴራ ፖለቲካ የተጎነጎነ ነጭ ውሸት ማሰራጨት በውርደት ላይ ውርደት ከመጎንጨት የዘለለ አንዳችም ትርፍ የለውም

ከትግራይ ኮምዩኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ የተሰጠ መግለጫ በሴራ ፖለቲካ የተጎነጎነ ነጭ ውሸት ማሰራጨት በውርደት ላይ ውርደት ከመጎንጨት የዘለለ አንዳችም ትርፍ የለውም የትግራይ ህዝብ እና መንግስት፣ የኦሮሞ ህዝብ የዘመናት መገለጫ የሆነው እና

ሓበሬታ-ንኹለመዳያዊ መኸተን ዘላቒ ምዕባለን!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ =================================== ሓበሬታ-ንኹለመዳያዊ መኸተን ዘላቒ ምዕባለን!! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ መዓልቲ ሓበሬታ ብብርኪ ክልል ን2ይ ግዜ ዘኽበሮ፣ ቐንዲ ምኽንያት፣ ኣብ ፅባሕ ምስረታ መንግስቲ፣…

ሓድሽ ቅርሺ ኣብ ጨንፈራት ደደቢት ትካል ዕቋርን ልቓሕን ምቕያር ከምዝከኣል ተገሊፁ

ሓድሽ ቅርሺ ኣብ ጨንፈራት ደደቢት ትካል ዕቋርን ልቓሕን ምቕያር ከምዝከኣል ተገሊፁ ኣብ ኩለን ጨንፈራት ደደቢት ትካል ዕቋርን ልቓሕን ሓድሽ ቅርሺ ምቕያር ከም ዝካኣል ደደቢት ትካል ዕቋርን ልቓን ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና…

“ሓበሬታ ንኹሉ!!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓበሬታ ይኽበር ኣሎ

“ሓበሬታ ንኹሉ!!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓበሬታ ይኽበር ኣሎ ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።። “ሓበሬታ ንኹሉ!!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብምትሕብባር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ፕሮግራም ቃል ኪዳን ሰቖጣ ትግራይን ብብርኪ ዓለም ንሓምሻይ ግዜ፣ ብብርኪ…

Show Buttons
Hide Buttons