Month: October 2020

ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጎና ጎኒ ምክልኻኻል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምዕፃድን ምእካብን ዝባፅሑ ዝራእቲ ፅጉማት ኣረጋውያን ሓረስቶት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጎና ጎኒ ምክልኻኻል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምዕፃድን ምእካብን ዝባፅሑ ዝራእቲ ፅጉማት ኣረጋውያን ሓረስቶት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣፍሊጡ ፡፡…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ ________________________________________________ መንፈር ንዘለዎ ፣የሻል ዘበለ፣ መንፈር ዘይብሉ ህዝብና ሒዝና፣ መስተንክር ክንሰርሕ ኢና!! መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ፣ኣብ መበል 8ይ ጉባኤ ህወሓት፣ንሓዱሽ ወለዶ…

ንህልው ኩነታት ኣመልኪቱ ብብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅዋም

ንህልው ኩነታት ኣመልኪቱ ብብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅዋም ስልጣን መንግስቲ ፌደራል ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ተቖፃፂሩ ዘሎ ኣሃዳዊ ውልቀ መላኺ ሓይሊ “ታሪኽ ንባዕሉ ይደግም” ከም ዝብሃል ግፍዕታት ዘውዳውን…

ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ንወ/ሮ ሃረጉ ጎበዛይ ተዓዋቲት “IMPACTFUL RURAL WOMEN IN AGRICULTURE AWARD” ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኪ

ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ንወ/ሮ ሃረጉ ጎበዛይ ተዓዋቲት “IMPACTFUL RURAL WOMEN IN AGRICULTURE AWARD” ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኪ ““““““““““““““““““““““““““““““` “ዝኸበርኪ ወ/ሮ ሃረጉ ጎበዛይ፣ ብዘይሕለል…

ዘራእቲ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ከይብላዕ ስራሕቲ ምእካብ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ምምሕዳር ወረዳ እንደርታ ሓቢሩ ክብል ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ደቡብ ምብራቅ ትግራይ ፀብፂቡ

ዘራእቲ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ከይብላዕ ስራሕቲ ምእካብ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ምምሕዳር ወረዳ እንደርታ ሓቢሩ ክብል ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ደቡብ ምብራቅ ትግራይ ፀብፂቡ፡፡ ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ እንደርታ ኣይተ…

መናእሰይ ሞተርን ቀላስን ናይዚ መድረኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ!

መልእኽቲ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ==================================== መናእሰይ ሞተርን ቀላስን ናይዚ መድረኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ! ናይ ርሑቕ ይኹን ናይ ቀረባ ታሪኽ ትግራይ እንትንምርምር፣ ነብሲ ወከፍ መንእሰይ…

ጎና ጎኒ ምክልኻል ዕስለ ኣንበጣ ዘራእቲ ምእካብ ከም ዘድሊ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ፡፡

ጎና ጎኒ ምክልኻል ዕስለ ኣንበጣ ዘራእቲ ምእካብ ከም ዘድሊ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ፡፡ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ምስ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ኣሕፈሮም ብምትሕብባር ኣብ ወረዳ አሕፈሮም…

ኣብ ትግራይ፣ ትምህርቲ 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣብ ትግራይ፣ ትምህርቲ 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ “““““““““““““““““““““““““““““““““““` ኣብ ትግራይ ምጅማር ትምህርቲ 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ ብደረጃ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር…

Show Buttons
Hide Buttons