Month: September 2020

ቀዳማይ ወያነ! እምነ ሰረት፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ =================================== ቀዳማይ ወያነ! እምነ ሰረት፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ!! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ፣ ሃርበኛታት ኣዴታትናን ኣቦታትናን፣ ደቂ…

5ይ ዘበን 10ይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ክልተ ዓበይቲ ውሳነታት ብምትሕልላፍ ተዛዚሙ

5ይ ዘበን 10ይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ክልተ ዓበይቲ ውሳነታት ብምትሕልላፍ ተዛዚሙ። 1, ለበደ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ከም ክልል ዛጊድ ኣብ ህፁፅ ኣዋጅ ከምዝነበርና ዝዝከረ ኮይኑ ሐዚ ዉን…

ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ብዝምልከት ዝወፀ መግለፂን ውሳነን ስራሕ ፈፃሚ ብ/ክ/መ/ትግራይ

ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ብዝምልከት ዝወፀ መግለፂን ውሳነን ስራሕ ፈፃሚ ብ/ክ/መ/ትግራይ ቤት ምኽሪ ብ/ክ/መ/ትግራይ መበል 6ይ ዙር ክልላውን ከባብያውን መረፃ 2012ዓ/ም ብ/ክ/መ//ትግራይ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ. ከምኡ እውን ሕገ…

በብምዕራፍ ፣ ሓዱሽ ታሪኽ ምምዝጋብ ባህሉ ዝገበረ፣ ህዝብና ሒዝና ንቕድሚት ክንምርሽ ኢና!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ====================================== በብምዕራፍ ፣ ሓዱሽ ታሪኽ ምምዝጋብ ባህሉ ዝገበረ፣ ህዝብና ሒዝና ንቕድሚት ክንምርሽ ኢና!! ሕገ-መንግስትን፣ልዕልና ሕግን ንክኽበር፣ ሉኣላዊ ስልጣን ህዝቢ ክረጋገፅ፣ ኩለ መዳያዊ…

Show Buttons
Hide Buttons