Month: September 2020

ኣብ ድኽዳኸ ህፃናት ዘድሃበ ስልጠና ንኣካላት ሚድያ ተዋሂቡ ብምትሕብባር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስት ክልል ትግራይን ቃልኪዳን ሰቖጣን ኣብ ድኽዳኸ ህፃናት ዘድሃበ ዘተ ምስ ኣካላት ሚድያ 16 መስከረም 2013 ዓ.ም ተሳሊጡ።…

6ይ ዘመን 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሓድሽ መንግስቲ ትግራይ መስሪቱ

6ይ ዘመን 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሓድሽ መንግስቲ ትግራይ መስሪቱ 4 ዻጉሜን 2012 ዓ.ም ዝተኻየደ ታሪካዊ መረፃ ትግራይ ስዒቡ፣ ሰዓራይ ውድብ ሓድሽ መንግስቲ ክምስርት ብዘለዎ መሰረት፣ ሎሚ…

ንቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምስጋና ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ

ንቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምስጋና ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ 14 መስከረም ቅድሚ ቐትሪ መዛዘሚ 5ይ ዘመን መበል 20 ስሩዕ…

ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ኣብ ቤት ምኽሪ ብዘይ ድምፂ ክሳተፉ ብኣብዛሓ ድምፂ ብኣዋጅ ፀዲቑ

ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ኣብ ቤት ምኽሪ ብዘይ ድምፂ ክሳተፉ ብኣብዛሓ ድምፂ ብኣዋጅ ፀዲቑ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ መረፃ ዘይተዓወቱ ተነሓነሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ብዝረኸብዎ ድምፂ ተሰሊሑ…

ፍርያት ምሸላ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ኣሎ

ፍርያት ምሸላ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ኣሎ **************************************************** ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል 9…

ፖለቲካዊ ዋዒና ሓሊና ማሕበረ ቁጠባ ክልልና ነበርኽ!!

ሰሙናዊ መልኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፖለቲካዊ ዋዒና ሓሊና ማሕበረ ቁጠባ ክልልና ነበርኽ!! ============================== ህዝቢ ትግራይ ብዙርያ መለሽ ዓወታት ተፀንቢሉ “ሀ” ኢሉ ዝጀመሮ ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ…

“ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደምካ ማእለያ ዘይብሉ ታሪኽ ሰሪሕኻ ኢኻ፣ ሕዚ’ውን ዘስደምም ታሪኽ ፅሒፍካ ንፈታውን ፀላኢን ደጊምካ ምስ መን ከምዝገጠምኩም፥ እቲ ሓቂ ርአዩዎ ኣንብቡዎ ኢልካ ኣለኻ!!

ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም “ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደምካ ማእለያ ዘይብሉ ታሪኽ ሰሪሕኻ ኢኻ፣ ሕዚ’ውን ዘስደምም ታሪኽ ፅሒፍካ ንፈታውን ፀላኢን ደጊምካ…

ህዝቢ ልዕሊ ኮሮና እዩ!!

ህዝቢ ልዕሊ ኮሮና እዩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ ዓድዋ ተረኺቦም መሪፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብቲ ዘድመፅሉ…

Show Buttons
Hide Buttons