Month: August 2020

መንግስቲ ትግራይ ንተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ 15 ሚልዮን ብር ሰሊዑ፡፡

መንግስቲ ትግራይ ንተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ 15 ሚልዮን ብር ሰሊዑ፡፡ ================================ ኣብ 6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ ንዝነሓንሑ ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት፣ ኣርባዕተ ረቛሒታት መሰረት ብምግባር መንግስቲ ትግራይ 15 ሚልዮን ብር ብምስላዕ…

ንሎሚ ጥራሕ ከይኮነስ፤ ንቅድሚት ኣሚትና፤ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና፤ ኣሸንዳ ኣብ ገዛና!!

መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ================================== ንሎሚ ጥራሕ ከይኮነስ፤ ንቅድሚት ኣሚትና፤ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና፤ ኣሸንዳ ኣብ ገዛና!! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በብዓመቱ፣ ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋርን…

ኣሸንዳና-ኣብ ገዛና!! ንበረኻ ኣንበጣ- ብፎጣ!! ንኮረና- ሕድ ሕድና!! ባንዳ-ሕልው ኣይብላን እታ ሜዳ!!

ዕለታዊ መልእኸቲ ኣሸንዳና-ኣብ ገዛና!! ንበረኻ ኣንበጣ- ብፎጣ!! ንኮረና- ሕድ ሕድና!! ባንዳ-ሕልው ኣይብላን እታ ሜዳ!! ህዝቢ ትግራይን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዞም፣ 6ይ መረፃ መኸተና ምስ ምክያድ ጎና ጎኒ…

መልእኽቲ የቐንየልና

መልእኽቲ የቐንየልና ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፈለማ እንኳዕ “መኸተ ዓርሰ ምምሕዳር ትግራይ” ብዝብል ብብርኪ ክልል ይካየድ ናብ ዘሎ መድረኽ ኣፍልጦ ብሰላም ኣብፀሓኩም/ክን ክብል ይፎቱ።

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ “መኸተ መረፃ ብምዕዋት ቃል ኩሎም ስውኣትና ዳግም ትንሳኤኦም ክነበስሮ ኢና”!! ህዝብን መንግስቲ ትግራይን፣ ዝኽሪ 8ይ ዓመት፣ ዕለት መስዋእቲ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ “ወፍሪ መለስ…

ድልድል ፈነወ ጊዜ ኣየርን ዓምድን ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ፓርትታት ትግራይ ተኻይዱ

ድልድል ፈነወ ጊዜ ኣየርን ዓምድን ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ፓርትታት ትግራይ ተኻይዱ ኣብ 6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ ዝወዳደሩ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ዘለዎም ሓሳብ ሒዞም ናብ ህዝቢ ክቐርቡ ከምዘለዎም ኣዋጅ መረፃ ትግራይ ቁ.351/2012…

ሓድግታት ትግራይ ብፍልጠት እናተመርሑ ንዓለም ክላለዩ ይግበር ኣሎ

ሓድግታት ትግራይ ብፍልጠት እናተመርሑ ንዓለም ክላለዩ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ ኣብ ትግራይ ዘለው ልዕሊ 120 ካብ ከውሒ ዝተፈልፈሉ ኣብያተ ክርስትያናትን ባህላውን ተፈጥሮኣውን ሓድግታትን ብፍልጠት እናተመርሑ ንዓለም ክላለዩን ንምግባር ኣወዳድብኡ ክሳብ ወረዳ…

Show Buttons
Hide Buttons