Month: July 2020

ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ሕማም ኮሮና ብዝግባእ ክከላኸላን ክቆፃፀራን ይግባእ

ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ሕማም ኮሮና ብዝግባእ ክከላኸላን ክቆፃፀራን ይግባእ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ዘተባብዕ ውፅኢት ዋላ እንተተረኸበ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ሕማም ኮሮና ብዝግባእ ክከላኸላን ክቆፃፀራን ከምዝግባእ…

ኣብ ኩለመዳያዊ ዕብየትን ምዕባለን ትግራይ መሰረት ገይሩ ይሰርሕ ከም ዘሎ ኢንስቲዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ኩለመዳያዊ ዕብየትን ምዕባለን ትግራይ መሰረት ገይሩ ይሰርሕ ከም ዘሎ ኢንስቲዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኢንስቲዩት ሎሚ 19 ሓምለ 2012 ዓ/ም ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ ኣብ ትግራይ መፅናዕትን…

ኣብ ቀንዲ ዋኒና ዓሲልና-ውራያትና ነዕውት!!

ሰሙናዊ መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀንዲ ዋኒና ዓሲልና-ውራያትና ነዕውት!! ኣብዚ ዘለናሉ ወሳኒ መድረኽ ቃልስን ዓወትን፣ ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃኢን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ወፃኢ ዓድታትን ዘሎ ህዝቢ…

Show Buttons
Hide Buttons