Month: June 2020

ሕድሪ ሰማእታት እንትነኽብር ኣገዳሲ እንተድኣ ኮይኑ ንመሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ሕድሪ ሰማእታትና ተቐቢልና መስዋእቲ ንምኽፋል ቃል እንኣትወሉ ፍሉይ ውሳነ እንውስነሉን ናይ ውሳነ ዕለት እዩ”

ሕድሪ ሰማእታት እንትነኽብር ኣገዳሲ እንተድኣ ኮይኑ ንመሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ሕድሪ ሰማእታትና ተቐቢልና መስዋእቲ ንምኽፋል ቃል እንኣትወሉ ፍሉይ ውሳነ እንውስነሉን ናይ ውሳነ ዕለት እዩ” ኢሎም። ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኢል ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~…

ቤትምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ/ም ክካየድ ወሲኑ

ቤትምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ/ም ክካየድ ወሲኑ። ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዘበን 7ይ ህፁፅ ጉባኤ 6ይ ክልላዊ መረፃ ክካየድ ወሲኑ፡፡ ብተወሳኺ…

ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ኣፈ ጉባኤነት ቤት ምኽሪ ፌደሬሸን ለቒቐን

ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ኣፈ ጉባኤነት ቤት ምኽሪ ፌደሬሸን ለቒቐን። ወ/ሮ ከይርያ ኢብራሂም ሰልጣነን በገዛ ፍቓደን ዝለቐቓ ሕገ መንግሰቲ ምሰ ዝጥሕስን ውልቀ ምልክነት ምሰ ዘሰጉም ጉጅለ ሓቢረን ንምሰራሕ ፍቓደኛ…

የሶስተኛ ወገን ልክፍት “ፊየል ወዲህ ቅዝምዝም ወድያ” ከመሆን የዘለለ ትርጉም የለውም

የሶስተኛ ወገን ልክፍት “ፊየል ወዲህ ቅዝምዝም ወድያ” ከመሆን የዘለለ ትርጉም የለውም፡፡ ===================================== ሰሙኑ አመኒስቲ ኢንተርናሽናል የተባለው የሰብኣዊ መብት ተሟጓች ድርጅት፣ በአማራና በኦሮምያ ክልሎች፣ በፊደራል እና በክልሎች የአመራር አካላት እና የፀጥታ…

ኣብ መኽተ ኮረና ግደ መንግስቲ ፊደራል ትሑት ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዓርሱ ካብቲ ለበዳ ብምሕላውን ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ሓጋዚ ክኾን ይግባእ ተባሂሉ

ኣብ መኽተ ኮረና ግደ መንግስቲ ፊደራል ትሑት ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዓርሱ ካብቲ ለበዳ ብምሕላውን ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ሓጋዚ ክኾን ይግባእ ተባሂሉ፡፡ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ክሳብ ሐዚ ኣብ ዙርያ ምክልኻል…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ ************************************ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣ ከባቢናን…

Show Buttons
Hide Buttons