Month: May 2020

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮዽያ ቅርንጫፍ ትግራይ ምስ ማሕበራት ታክስን ባጃጅን ከተማ መቐለ ብምትሕብባር ደም ልገሳ ኣካይዶም

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮዽያ ቅርንጫፍ ትግራይ ምስ ማሕበራት ታክስን ባጃጅን ከተማ መቐለ ብምትሕብባር ደም ልገሳ ኣካይዶም፡፡ እቲ ስነ ስርዓት ልገሳ ደም ብምኽንያት ብሃገር ብርኪ ንመበል 63 ግዜ 30 ሚያዝያ 2012…

ኣብ ትግራይ ብዝተገብረ ምርመራ 4 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተትሓዙ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ትግራይ ብዝተገብረ ምርመራ 4 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተትሓዙ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም 4 ሰባት ኣብ መወሸቢ ዝፀንሑ ኮይኖም ኣርባዕቲኦም ካብ ጅቡቲ ዝኣተዉ እንትኾኑ…

Show Buttons
Hide Buttons