Month: May 2020

“ከመጋረጃ በስተጀርባ በተፈበረከ ሐሰተኛ፣ የበሬ ወለደ ወሬ የሚደናገር ህዝብ ፈፅሞ ኣይኖርም”!

“ከመጋረጃ በስተጀርባ በተፈበረከ ሐሰተኛ፣ የበሬ ወለደ ወሬ የሚደናገር ህዝብ ፈፅሞ ኣይኖርም”! ባለፉት ሁለት ዓመታት፣ የተቀነባበረ፣ ሓሰተኛ ዴኮሜንታሪ ፊልም ሰርቶ በማሰራጨት፣ በትግራይ ህዝብና መንግስት ላይ ሲሰነዘር የነበረው ብሄር ተኮር ጥቃት፣ ኣገርሽቶቦት፣…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክበ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክበ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1441 ዓመት ሂጂሪያ-ረመዳን ዒድ ኣልፈጥር፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ዝብል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፣ ብሽም…

ሎሚ፣ ቅድሚ 29 ዓመት ማለት 13 ጉንበት 1983 ዓ/ም፣ መራሒ ወታደራዊ ፋሽሽታዊ ደርግ ነበር ሌተናል ኮለኔል መንግስቱ ሃይለማርያምናብ ሃገር ዚምባብዌ ዝሃደመላ ዕለት እያ

ከም ሎሚ፣ ቅድሚ 29 ዓመት ማለት 13 ጉንበት 1983 ዓ/ም፣ መራሒ ወታደራዊ ፋሽሽታዊ ደርግ ነበር ሌተናል ኮለኔል መንግስቱ ሃይለማርያም፣ ጉዕዝኡ ጠቕሊሉ፣ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ሰሪቑ፣ ካብ ኣ/ኣበባ ናብ ሃገር ዚምባብዌ ዝሃደመላ…

ዓለምና፣ ብግቡእ እንተትፈልጠኪ! እንታይኮን ምሸለመትኪ!!??

ዓለምና፣ ብግቡእ እንተትፈልጠኪ! እንታይኮን ምሸለመትኪ!!?? //////////////////////////////////////////// ቅድሚ ኹሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ በብዓመቱ 10 ጉንበት፣ ብደረጃ ዓለም ንዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ሙዝየም፣ እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ዝብል መልእኽቲ እንተመሓላልፍ ሓበን ይስምዖ፡፡…

JEG ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣፍሊጡ

JEG ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣይተ ዳኒኤል ኣሰፋ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ JEG ካብ 1 ሓምለ 2011 ዓ/ም…

“ኣብዛ ሃገር ክውቀጥ ዝግብኦ እንተሃልዩ ሕገ መንግስቲ ኣኽቢሩ ህዝቢ ንዝመረፆ መንግስቲ ስልጣን ነረክብ ንዝብል ዘሎ ዘይኮነስ ነዚ ጥሒሱ ስልጣኑ ንምንዋሕ ንዝንቀሳቐስ ዘሎ ኣካል እዩ።” ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

“ኣብዛ ሃገር ክውቀጥ ዝግብኦ እንተሃልዩ ሕገ መንግስቲ ኣኽቢሩ ህዝቢ ንዝመረፆ መንግስቲ ስልጣን ነረክብ ንዝብል ዘሎ ዘይኮነስ ነዚ ጥሒሱ ስልጣኑ ንምንዋሕ ንዝንቀሳቐስ ዘሎ ኣካል እዩ።” ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣በብዓመቱ 5 ጉንቦት፣ ንዝኽበር መዓልቲ ገበርቲ ሰናይ፣ እንኳዕ፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም ዝብል ናይ ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ፣ንኹሉኹም ትካላትን ውልቀ ገበርቲ ሰናይን ይገልፅ

ዕለታዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣በብዓመቱ 5 ጉንቦት፣ ንዝኽበር መዓልቲ ገበርቲ ሰናይ፣ እንኳዕ፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም ዝብል ናይ ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ፣ንኹሉኹም ትካላትን ውልቀ ገበርቲ ሰናይን ይገልፅ። ኣብ ትግራይና ካብ ኣስታት…

ተላባዲ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምምካት መናእሰይ ትግራይ ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ኣዝዩ ዝናኣድ ከም ዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ተላባዲ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምምካት መናእሰይ ትግራይ ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ኣዝዩ ዝናኣድ ከም ዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ውድብ ጥዕና ዓለም ኮረና ቫይረስ ኣብ ብረት ነገር ንነዊሕ ሰዓታት ከምዝፀንሕ ብሚዲያ ምስኣፍለጠ መንእሰይ ክብሮም…

ከይተደናገፅና ተሰጣጢምና ኣብ ሰለስተ ግምባራት ዓሲልና ንመክት!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ =============================================== ከይተደናገፅና ተሰጣጢምና ኣብ ሰለስተ ግምባራት ዓሲልና ንመክት!! ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ቫይረስ /ኮቪድ 19/፣ ኩለመዳያዊ ስግኣት ዓለምና ካብ ዝኸውን መበል 6ይ…

Show Buttons
Hide Buttons