Month: April 2020

ኣብ ኢትዮጵያ ወዲ (9) ወርሒ ህጻን ሓዊስካ፣ ተሰኽቲ 8ሰባት ብዓለም ለኸ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ከም ዝተትሓዙ ተገሊፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ወዲ (9) ወርሒ ህጻን ሓዊስካ፣ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት፣ 8ሰባት ብዓለም ለኸ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ከም ዝተትሓዙ፣ ሚኒስተር ሓለዋ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሎሚ ኣፍሊጠን።

ትግራዋይነት፣ ስጡም ሓድነት!

ዕለታዊ መልእኽቲ ============= ትግራዋይነት፣ ስጡም ሓድነት! ኣብ ትግራይና፣ ኣብ ኩለን ዞባታትን፣ ወረዳታትን፣ ከምኡ እውን፣ ኣብ ውሽጢ ዓድን፣ ወፃኢን፣ ዘለዉ ኩሎም ደቂ ትግራይ ብሓበራ፣ ዓለምለኸ ተላቫዲ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ይረባረቡ…

ትግራይ ዝዓደየ፣ እቲ ንሓብረሉ ሎሚ ዶ ኣይኮነየ??!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ =============================================== ትግራይ ዝዓደየ፣ እቲ ንሓብረሉ ሎሚ ዶ ኣይኮነየ??!! ትካል ጥዕና ዓለም፣ ሕማም ቫይረስ ኮረና፣ ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም እዩ፣ ኢሉ ካብ ዝኣወጀሉ እዋን…

የኢትዮጰያ ህዳሴ ግድብ ለተጀመረበት 9ኛ አመት ምክንያት በማድረግ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ም/ርእሰ መስተዳድር ያስተላለፉት መልእክት

የኢትዮጰያ ህዳሴ ግድብ ለተጀመረበት 9ኛ አመት ምክንያት በማድረግ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ም/ርእሰ መስተዳድር ያስተላለፉት መልእክት። የተከበራቹህ የሀገራችን ብሄሮች፣ ብሄረሰቦችና ህዝቦች እንኳን ታላቁ የኢትዮጰያ ህዳሴ ግድብ ለተጀመረበት…

ዕለት 24 መጋቢት፣ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ቅድሚ ትሽዓተ /9/ ዓመታት፣ ማለት 24 መጋቢት 2003 ዓ/ም እምነ ኩርናዕ፣ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘንበረላ ዕለት እያ

ዕለት 24 መጋቢት፣ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ቅድሚ ትሽዓተ /9/ ዓመታት፣ ማለት 24 መጋቢት 2003 ዓ/ም እምነ ኩርናዕ፣ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘንበረላ ዕለት እያ፡፡ ዓለም ዘስደመመ፣ ወዲ ህዝቢ ጥበበኛ…

ቻይና፣ ዓለምለኸ፣ ተላባዲ፣ ሕማም፣ ኮረና ቫይረስ (covid-19)፣ ዝመከተቶ ሽዱሽተ (6)ሜላታት ብምጥቃም እዩ

ንግንዛበ ====== ቻይና፣ ዓለምለኸ፣ ተላባዲ፣ ሕማም፣ ኮረና ቫይረስ (covid-19)፣ ዝመከተቶ ሽዱሽተ (6)ሜላታት ብምጥቃም እዩ፡፡ ልዕሊ 1.3 ቢልዮን፣ ህዝቢ፣ ዘለዋ ቻይና፣ ንፈለማ እዋን፣ ዓለምለኸ፣ ተላባዲ ሕማም፣ ቫይረስ ኮረና ዝተርኣየላ ሃገር እያ፡፡…

ኣብ ትግራይ RT-PCR መሳርሒ ምርመራ ቫይረስ ኮረና ሎሚ 23 መጋቢት 2012 ዓ/ም ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣብ ትግራይ RT-PCR መሳርሒ ምርመራ ቫይረስ ኮረና ሎሚ 23 መጋቢት 2012 ዓ/ም ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስ ኮረና ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤልን…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ግብሪ ሓይሊ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል መተኣኻኸቢ እቶት ሰለስተ ባንኪ ሒሳብ ቁፅርታት ዕላዊ ገይሩ ኣሎ።

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ግብሪ ሓይሊ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል መተኣኻኸቢ እቶት ሰለስተ ባንኪ ሒሳብ ቁፅርታት ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። ሽም አካውንት/ ACCOUNT NAME ኮሮና ቫይረስ ምክልኻል ድጋፍ መተኣኻኸቢ…

Show Buttons
Hide Buttons