Month: April 2020

ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ

ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ፡፡ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ካብ 700-1000 ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ…

መኸተ ኮረና ቫይረስ ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይብሉ ግብረ ሓይሊ ንኡስ ኮሚቴ ምክልካል ኮረና ቫይረስ ትግራይ ኣፍሊጡ

መኸተ ኮረና ቫይረስ ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይብሉ ግብረ ሓይሊ ንኡስ ኮሚቴ ምክልካል ኮረና ቫይረስ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ =============================== ግብረ ሓይሊ ንኡስ ኮሚቴ ምክልካል ኮረና ቫይረስ ትግራይ እቲ ዝወፀ…

ህዝቢ ትግራይ ብኮረና ቫይረስ፣ ብኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን ፀቅጢ ከየጋጥሞ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፆም

ህዝቢ ትግራይ ብኮረና ቫይረስ፣ ብኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን ፀቅጢ ከየጋጥሞ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፆም፡፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን…

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዘለኹም ተኸተልቲ ሃይማኖት ክርስትና፣ እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ዝብል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፣ ብሽም…

ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና፣ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣት፣ ኣገልግሎት ሒዝካ ምኻድ (Takeaway)፣መዐወኒ ምጥቃም ሺሻ ንምኽልኻል ዘኽእሉ ውሳነታት ወሲኑ ኣሎ።

ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና፣ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣት፣ ኣገልግሎት ሒዝካ ምኻድ (Takeaway)፣መዐወኒ ምጥቃም ሺሻ ንምኽልኻል ዘኽእሉ ውሳነታት ወሲኑ ኣሎ። ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና ኣብ ውሳነ ቑፅሪ…

መልእክቲ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል

መልእክቲ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ከምዝፍለጥ ካብ 17 መጋቢት ጀሚርና ኣብ ልዕሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ ውግእ ጀሚርና ኢና። ህዝብና እውን መንግስቲ ብዘውረዶ መምርሒ…

ካብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ብእግሮም፣ ብተሽከርከርቲ፣ ብነፋሪት ይኹን ካልኦትን ተጓዒዞም ናብ ትግራይ ዝአትው ሰባት ምስ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከይተራኸቡ ን14 መዓልቲታት ብቐጥታ ናብ ዝተዳለወ ከምዝፀንሑ ተወሲኑ

ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ካብ 04 ሚያዚያ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር፤ ካብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ብእግሮም፣ ብተሽከርከርቲ፣ ብነፋሪት ይኹን ካልኦትን ተጓዒዞም ናብ ትግራይ ዝአትው ሰባት ምስ…

ዕለታዊ መልእኽቲ ============== ምስኮነ ካብ ምጥዓስ-ኣቐዲምካ- ዝባን ምሓዝ! ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ዓለምና ይኹን ሃገርና ይውስኽ ዳእምበር፣ ክሳብ ሕዚ ናይ ምቕናስ ምልክት ኣየርኣየን ዘሎ። እዚ ኩነታት ሕድሕድ ወዲ…

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ስራሕቲ ምርምራ ኮቪድ-19 ብዕሊ ካብ ዝጅምር ዝተቐበሎም 21 ጥሩጡራት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢቶም ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ስራሕቲ ምርምራ ኮቪድ-19 ብዕሊ ካብ ዝጅምር ዝተቐበሎም 21 ጥሩጡራት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢቶም ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ቐንዲ ትኹረቱ ኣብ ወሰንቲ መከላኽሊ ሜላ…

Show Buttons
Hide Buttons