Month: March 2020

መልእኽቲ ካብ ማሕበረሰብ ሙሁራን ትግራይ ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (COVID-19)

መልእኽቲ ካብ ማሕበረሰብ ሙሁራን ትግራይ ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (COVID-19) ቫይረስ ኮረና ከም አፍልጦ ዓለምለኸ ውድብ ጥዕና (World Health Organization WHO) COVID-19 በቢ መዓልቱ ኣብ ሕብረተሰብ ዓለም ከቢድ…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ===================================================== “ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! “ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ህዝብና፣ ካብ ተላባዲ ሕማም፣ቫይረስ ኮሮና /covid 19/፣ንምክልኻል ዝሕግዝ ድንጋገ ህፁፅ እዋን፣ ኣውፂኡ…

ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና (COVID-19) ንምክልኻል ዘኽእል ድንጋገ ህፁፅ እዋን፣

ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና (COVID-19) ንምክልኻል ዘኽእል ድንጋገ ህፁፅ እዋን፣ ኣብዚ ህፁፅ እዋን ዝፍፀሙ ግቡኣት፣ ዝኾነ ዓይነት ምትእኽኻብ ሰባት፣ ኣኼባ፣ ስልጠና ይኹን ካልኦት ተመሳሰልቲ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ንቫይረስ ኮረና መከላኸሊ ዝውዕል ልዕሊ 3.4 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ኣበርኪታ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ንቫይረስ ኮረና መከላኸሊ ዝውዕል ልዕሊ 3.4 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ኣበርኪታ፡፡ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ኣብ ሕሉፍ እዋናት ምስ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር…

“ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንመኸተ ኣብ ዝተዳለናሉ እዋን ስለዝመፀ ህይወት ክግብር ተዳልዩ ዝነበረ ህዝቢ ህይወት ንምድሓን ንደሓር ክብል ኣይግባእን” ምክትል ም/ር/ምም/ደ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል

“ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንመኸተ ኣብ ዝተዳለናሉ እዋን ስለዝመፀ ህይወት ክግብር ተዳልዩ ዝነበረ ህዝቢ ህይወት ንምድሓን ንደሓር ክብል ኣይግባእን” ምክትል ም/ር/ምም/ደ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ…

ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና አብ መላእ ዓለም ብዝለዓለ ናህሪ ብምውሳኽ ዛጊድ ቁፅሪ ቫረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ልዕሊ 300 ሽሕ ከም ዝበፀሐ ውድብ ጥዕና ዓለም አፍሊጡ

ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና አብ መላእ ዓለም ብዝለዓለ ናህሪ ብምውሳኽ ዛጊድ ቁፅሪ ቫረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ልዕሊ 300 ሽሕ ከም ዝበፀሐ ውድብ ጥዕና ዓለም አፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም…

ኮረና ቫይረስ እናመከትና – ንዕሰል ኣብ ቀንዲ ውራይና!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኮረና ቫይረስ እናመከትና – ንዕሰል ኣብ ቀንዲ ውራይና!! ብሄራዊ፣ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብክልል ብርኪ ግብረ-ሓይሊ ኣጣይሹ ዝልዓለ መሪሕነት ዓርፊዎ፣ ዉሽጣዊ ዓቕሙ…

ኣብ መንጎ ህዝቢታት ትግራይን ሱዳንን ዝፀንሐ ምሕዝነት ዝያዳ ብዱልዱልን ንግድን ቁጠባን ንምጥንካር ይስራሕ ከም ዘሎ ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ሕብረት ሱዳን ገሊፁ

ኣብ መንጎ ህዝቢታት ትግራይን ሱዳንን ዝፀንሐ ምሕዝነት ዝያዳ ብዱልዱልን ንግድን ቁጠባን ንምጥንካር ይስራሕ ከም ዘሎ ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ሕብረት ሱዳን ገሊፁ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ሕብረት ሱዳንን በዓል ሃፍትን ኣሰይድ መሓመድ…

ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ገረብ ግባ መቐለ፣ ቀዳማይ ምዕራፍ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ስራሕቲ ምዕፃው ሓመድ ተሳሊጡ

ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ገረብ ግባ መቐለ፣ ቀዳማይ ምዕራፍ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ስራሕቲ ምዕፃው ሓመድ ተሳሊጡ፡፡ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ገረብ ግባ መቐለ፣ ቀዳማይ ምዕራፍ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ስራሕቲ ምዕፃው…

Show Buttons
Hide Buttons