Month: January 2020

ም/ር/ብ/ክ/መ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፤ ካብ ሕግን ስርዓትን ወፃኢ ዝግበር ኣሰራርሓ ብትረት ብምቅላስ ልዕሊ ኩሉን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ድሕንነትን ሃለዋነትን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ትኹረት ተዋሂቡ ከም ዝስራሕ ሓቢሮም

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፤ ካብ ሕግን ስርዓትን ወፃኢ ዝግበር ኣሰራርሓ ብትረት ብምቅላስ ልዕሊ ኩሉን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ድሕንነትን ሃለዋነትን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ትኹረት ተዋሂቡ…

ከተማ ኣብ ትሕቲ መሬት

ከተማ ኣብ ትሕቲ መሬት ኣብ ዝተፈላለዩ ድርሳናት ታሪኽ፣ መፅናዕታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ፣ ፅሑፋት “ትግራይ መሰረት ስልጣነ እያ” ዝብል ሓሳብ ተደጋጊሙ እንትፅሓፍን እንትዝረብን ብዘይምኽንያት ኣይኮነን፡፡ ትግራይ ሕምብርቲ ስልጣነ ምንባራን ምዃናን ብስነ ኳዕቲ…

እዚ እዋን ንህዝቢ ትግራይ ከንበርክኹ ዝፅዕሩ ዘለዉ ሓይልታት ትምክሕቲ እንምክተሉ፣ መበል 45 ዓመት ልደት ህውሓት እነኽብረሉን ከምኡውን ማሕበራዊ ሚዲያ ብምጥቃም ተወዲብና ቃልስና እነሕይለሉ ግዘ እዩ ተባሂሉ

እዚ እዋን ንህዝቢ ትግራይ ከንበርክኹ ዝፅዕሩ ዘለዉ ሓይልታት ትምክሕቲ እንምክተሉ፣ መበል 45 ዓመት ልደት ህውሓት እነኽብረሉን ከምኡውን ማሕበራዊ ሚዲያ ብምጥቃም ተወዲብና ቃልስና እነሕይለሉ ግዘ እዩ ተባሂሉ:: ማሕበራዊ ሚዲያ ንረብሓ -ሃለዋትን…

Show Buttons
Hide Buttons