Month: December 2019

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምኹላፍ ድቃስ ዝሰኣኑ ሓይልታት ሕልሞም ከንቱ ንምትራፍ ሓድነትና ብምጥንካርልዕልነት ሕጊ ክነረጋግፅ ከም ዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምኹላፍ ድቃስ ዝሰኣኑ ሓይልታት ሕልሞም ከንቱ ንምትራፍ ሓድነትና ብምጥንካር ኣብ ትግራይን ድሕንነት ህዝቢ ትግራይን ትኩረት ብምግባር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ክነረጋግፅ ከም ዝግባእ…

መበል 14 ዓመት መዓልቲ፣ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፣ ምኽንያት ብምግባር፣ መግለፂ ቕዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ!!

መበል 14 ዓመት መዓልቲ፣ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፣ ምኽንያት ብምግባር፣ መግለፂ ቕዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ!! ብዝሃነት መሰረት ዝገበረ ሕብረ -ብሄራዊ ስርዓት ዋሕስ ህዝብን ሃገርን እዩ!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን…

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንተዓዋቲት ሽልማት ጅግና ሲኤንኤን እዚ ዓመት ወ/ሮ ፍረወይኒ እንኳዕ ኣሐጎሰክን እንትብል ሓበን ይስምዖ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንተዓዋቲት ሽልማት ጅግና ሲኤንኤን እዚ ዓመት ወ/ሮ ፍረወይኒ እንኳዕ ኣሐጎሰክን እንትብል ሓበን ይስምዖ፡፡ ተሓፃቢ መቐበሊ ወርሓዊ ፅግያት ብምምሃዝ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዘለወን…

29 ሕዳር 2012 ዓ.ም፣ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንትኽበር ዘላቒ ሰላምን ውሕስና ዘለዎ ዲሞክራሲ ክነግስን ልዕልነት ሕጊ ክኽበርን ከም ዝግባእ ሰራሕተኛታት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ገሊፆም

29 ሕዳር 2012 ዓ.ም፣ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንትኽበር ዘላቒ ሰላምን ውሕስና ዘለዎ ዲሞክራሲ ክነግስን ልዕልነት ሕጊ ክኽበርን ከም ዝግባእ ሰራሕተኛታት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ገሊፆም፡፡ መመያየጢ…

ሎሚ ዓመት ንመበል 14 ጊዜ ዝኽበር 29 ሕዳር 2012 ዓ.ም መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታት ብኣንፃር ዘላቒ ሰላምናን ረብሓናን ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ከም ዝግባእ ተሓቢሩ

ሎሚ ዓመት ንመበል 14 ጊዜ ዝኽበር 29 ሕዳር 2012 ዓ.ም መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታት ብኣንፃር ዘላቒ ሰላምናን ረብሓናን ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ከም ዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ውፅኢት ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ዝኾነ ሕገ-መንግስትን…

ኣብ ሃገርና ግዕዝይና ምስ ካልኦት ገበናት ተታሒዙ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትና ንምፍራስ ጉዕዞ ሰላምናን ልምዓትናን ኣብ ምዕንቃፍ እናኾነ ከም ዝርከብ ተገሊፁ

ኣብ ሃገርና ግዕዝይና ምስ ካልኦት ገበናት ተታሒዙ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትና ንምፍራስ ጉዕዞ ሰላምናን ልምዓትናን ኣብ ምዕንቃፍ ስሉጥ ልምዓት ንከይረጋገፅ ፍትሓዊ ተጠቃምነት ኣብ ዜጋታት ንከይህሉ ዓብይ ዕንቅፋት እናኾነ ከም ዝርከብ ኮምሽን ስነ-ምግባርን…

እቲ ሕዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኩላትና ክንቃለስ ኣለና ንዓና (ንሓደ ውድብ) ጥራሕ ክግደፍ የብሉን

እቲ ሕዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኩላትና ክንቃለስ ኣለና ንዓና (ንሓደ ውድብ) ጥራሕ ክግደፍ የብሉን። እቶም ሕዚ ለውጢ ኣምፂእና ዝብሉ ዘለዉ ቅድሚ ሕዚ ናይ ህወሓት ተለኣኣኽቲ ከምዝነበሩ ይገልፁ ኣለዉ፤ ንሕና…

Show Buttons
Hide Buttons